ኣደ መድሓኒና
Lyrics
ኦ ማርያም ኣዴና ኣደ መድሓኒና
ንዓና ደቅኺ ሰላምኪ ኣውርድልና
ብፍረ ናይ ከርስኺ ጸግዕና ኩንና
ዋልታ ናይ ድኹማት መጸናንዒት ሕዙናት
ንማርያም ንለምና ጸግኣ ክትሰደልና
ጸገምና ነካፍላ ካብ ወዳ ከተማልደልና
መሳልል ድሕነትና ኦ ማርያም ንስኺ
ብእምነት ንጽሊ ተንበርኪኽና ናባኺ
ከተማልድልና ካብቲ ፍቑር ወድኺ
ንምሕጸነኪ’ሎና ንሕና ድኹማት ደቅኺ
ንማርያም ንለምና ጸግኣ ክትሰደልና
ጸገምና ነካፍላ ካብ ወዳ ከተማልደልና
ናይ ኣኽብሮ ስግደት ነቕርብ ናባኪ
ስለ ተቕርብልና ምሕረት ርሕራሔኺ
ዕልልታ ተቐበሊ ካብ ፍቑራት ደቅኺ
ንምጉሶ ኣሎና ነቲ ፍረ ከርስኺ
ንማርያም ንለምና ጸግኣ ክትሰደልና
ጸገምና ነካፍላ ካብ ወዳ ከተማልደልና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣደ መድሓኒና
Ade medhanina
VERSE 1
ኦ ማርያም ኣዴና ኣደ መድሓኒና
ንዓና ደቅኺ ሰላምኪ ኣውርድልና
ብፍረ ናይ ከርስኺ ጸግዕና ኩንና
ዋልታ ናይ ድኹማት መጸናንዒት ሕዙናት
CHORUS
ንማርያም ንለምና ጸግኣ ክትሰደልና
ጸገምና ነካፍላ ካብ ወዳ ከተማልደልና
VERSE 2
መሳልል ድሕነትና ኦ ማርያም ንስኺ
ብእምነት ንጽሊ ተንበርኪኽና ናባኺ
ከተማልድልና ካብቲ ፍቑር ወድኺ
ንምሕጸነኪ’ሎና ንሕና ድኹማት ደቅኺ
CHORUS
ንማርያም ንለምና ጸግኣ ክትሰደልና
ጸገምና ነካፍላ ካብ ወዳ ከተማልደልና
VERSE 3
ናይ ኣኽብሮ ስግደት ነቕርብ ናባኪ
ስለ ተቕርብልና ምሕረት ርሕራሔኺ
ዕልልታ ተቐበሊ ካብ ፍቑራት ደቅኺ
ንምጉሶ ኣሎና ነቲ ፍረ ከርስኺ
CHORUS
ንማርያም ንለምና ጸግኣ ክትሰደልና
ጸገምና ነካፍላ ካብ ወዳ ከተማልደልና