ኣብቲ ቅዱስ ቤትካ
Lyrics
ንዑ ንኣምላኽ ብሓጎስ ንዘምረሉ
ንከውሒ መድሕንና ብሓባር ንዘምረሉ
ኣብ ዝፋኑ ክንበጽሕ ብምሉእ ምስጋና
ክንዝምረሉ ኢና ብጥዑም ምስጋና
ኣብቲ ቅዱስ ቤትና ከመላልሰና
ብመንፈስ ሓይሊ ጻድቅ ፈጠረልና
ኣብ ልዕሊ ኩሉ ኣምላኸይ ንጉስዩ
ጠፈር ሃዋሁ እዉን ምስክርዩ
ባሕሪ ናቱ ንሱዝፈጠሮ
ንቁጽ ምድሪእውን ጥሉል ዝገብሮ
ኣብቲ ቅዱስ ቤትና ከመላልሰና
ብመንፈስ ሓይሊ ጻድቅ ፈጠረልና
ንጽምእቲ ነብሲ ብጸግኡ ኣዕጊቡ
ንጥፍእቲ ነብሲ ናብ ሰናይ ስሒቡ
ንሱ ኣምላኽናዩ ንሕና ድማ ህዝቡ
ኣብቲ ልሙዕ ሸካ ኣብሊዑ ኣጽጊቡ
ኣብቲ ቅዱስ ቤትና ከመላልሰና
ብመንፈስ ሓይሊ ጻድቅ ፈጠረልና
ኣምላኽ ምሳና’ዩ ከቶ ኣይንፈርህን
ሰብ’ከ እንታይ ከይገብረና ፍጹም ኣንርዕድን
ኣብ ትሕቲ ኣኽናፉ ክንሕቆፍ ኢና
እቲ እኩይ ሓይሊ'ውን ፍጹም ኣይቐርበናን
ኣብቲ ቅዱስ ቤትና ከመላልሰና
ብመንፈስ ሓይሊ ጻድቅ ፈጠረልና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣብቲ ቅዱስ ቤትካ
Abti Qdus Bietka
VERSE 1
ንዑ ንኣምላኽ ብሓጎስ ንዘምረሉ
ንከውሒ መድሕንና ብሓባር ንዘምረሉ
ኣብ ዝፋኑ ክንበጽሕ ብምሉእ ምስጋና
ክንዝምረሉ ኢና ብጥዑም ምስጋና
CHORUS
ኣብቲ ቅዱስ ቤትና ከመላልሰና
ብመንፈስ ሓይሊ ጻድቅ ፈጠረልና
VERSE 2
ኣብ ልዕሊ ኩሉ ኣምላኸይ ንጉስዩ
ጠፈር ሃዋሁ እዉን ምስክርዩ
ባሕሪ ናቱ ንሱዝፈጠሮ
ንቁጽ ምድሪእውን ጥሉል ዝገብሮ
CHORUS
ኣብቲ ቅዱስ ቤትና ከመላልሰና
ብመንፈስ ሓይሊ ጻድቅ ፈጠረልና
VERSE 3
ንጽምእቲ ነብሲ ብጸግኡ ኣዕጊቡ
ንጥፍእቲ ነብሲ ናብ ሰናይ ስሒቡ
ንሱ ኣምላኽናዩ ንሕና ድማ ህዝቡ
ኣብቲ ልሙዕ ሸካ ኣብሊዑ ኣጽጊቡ
CHORUS
ኣብቲ ቅዱስ ቤትና ከመላልሰና
ብመንፈስ ሓይሊ ጻድቅ ፈጠረልና
VERSE 4
ኣምላኽ ምሳና’ዩ ከቶ ኣይንፈርህን
ሰብ’ከ እንታይ ከይገብረና ፍጹም ኣንርዕድን
ኣብ ትሕቲ ኣኽናፉ ክንሕቆፍ ኢና
እቲ እኩይ ሓይሊ'ውን ፍጹም ኣይቐርበናን
CHORUS
ኣብቲ ቅዱስ ቤትና ከመላልሰና
ብመንፈስ ሓይሊ ጻድቅ ፈጠረልና

