ኣቦና ኣብ ሰማይ /ጸሎት/
Lyrics
ኣቦና ኣብ ሰማይ እትነብር ስምካ ይቀደስ
መንግስትካ ትምጻእ ፍቓድካ ኣብ ሠማይ
ከምኡ'ውን ኣብ ምድሪ ይኹን ስምካ ይቐደስ
መግቢ ዕለትና ሎሚ ሃበና ስምካ ይቀደስ
በደልና ሕደገልና ከም'ቲ ዝበደሉና
በደሎም ንሓድገሎም ስምካ ይቐደስ
ኣብ ፈተና ኣይተእትወና
እንካብ ኩሉ ክፉእ ኣርሕቀና ስምካ ይቀደስ /2/
መንግስትን ኃይልን ክብርን ሥልጣንን
ናትካ እዩ እሞ ስምካ ይቀደስ /2/
ኣሜን
ሰላም ንኣኺ ኦ ምልእተ ጸጋ
እግዚኣብሄር ምሳኺ እዩ
ካብ ኣንስቲ ብርኽቲ ኢኺ
ናይ ከርስኪ ፍረ ኢየሱስ ብሩኽ እዩ
ኦ ቅድስቲ ማርያም
ኣደ ኣምላኽ ለምንልና
ንኣና ደቅኪ ኣማልድልና
ንሕጅን ግዜ ሞትናን
ኣሜን
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣቦና ኣብ ሰማይ /ጸሎት/
Abona ab semay
VERSE 1
ኣቦና ኣብ ሰማይ እትነብር ስምካ ይቀደስ
መንግስትካ ትምጻእ ፍቓድካ ኣብ ሠማይ
ከምኡ'ውን ኣብ ምድሪ ይኹን ስምካ ይቐደስ
VERSE 2
መግቢ ዕለትና ሎሚ ሃበና ስምካ ይቀደስ
በደልና ሕደገልና ከም'ቲ ዝበደሉና
በደሎም ንሓድገሎም ስምካ ይቐደስ
VERSE 3
ኣብ ፈተና ኣይተእትወና
እንካብ ኩሉ ክፉእ ኣርሕቀና ስምካ ይቀደስ /2/
VERSE 4
መንግስትን ኃይልን ክብርን ሥልጣንን
ናትካ እዩ እሞ ስምካ ይቀደስ /2/
ኣሜን
VERSE 5
ሰላም ንኣኺ ኦ ምልእተ ጸጋ
እግዚኣብሄር ምሳኺ እዩ
ካብ ኣንስቲ ብርኽቲ ኢኺ
ናይ ከርስኪ ፍረ ኢየሱስ ብሩኽ እዩ
VERSE 6
ኦ ቅድስቲ ማርያም
ኣደ ኣምላኽ ለምንልና
ንኣና ደቅኪ ኣማልድልና
ንሕጅን ግዜ ሞትናን
ኣሜን