ኣቤት ፍቕሪ ኢየሱስ
Lyrics
ይግባእ ዶ ነይሩ እቲ ኣብ ቀራንዮ ጎልጎልታ
ርእሱ ከወፍያ ኣብ መስቀል `ቲ ጎይታ
ምተገብአ ዶ ኣብ ጌተሰማኒ ደም ምርሃጹ
ፍቕሪ`ዩ እንተበልኩ ዝኸፍት ዕጹው መዓጹ (2)
ሒዞምኻ ክኸዱ ከም ዝሕረድ በጊዕ
ኣፍካ ከይከፈትካ ስቕ ኢልካ ክትከይድ
ንምዃኑ መን`የ እዚ ዝኾነለይ
ዙፋንካ ገዲፍካስ ምእንታይ ሞትካለይ
ኣቤት እቲ ምስጢር ጥልቀት ፍቕሪ
ኣቤት እቲ ፍትወት ንሓጥእ ክትሓሪ
ኣቤት እንታይ ክብል ተመስገን ጥራይ
ምስጋና`ዩ ዓቕመይ ነቲ ዝተገብረለይ
ይግባእ ዶ ነይሩ እቲ ኣብ ቀራንዮ ጎልጎልታ
ርእሱ ከወፍያ ኣብ መስቀል `ቲ ጎይታ
ምተገብአ ዶ ኣብ ጌተሰማኒ ደም ምርሃጹ
ፍቕሪ`ዩ እንተበልኩ ዝኸፍት ዕጹው መዓጹ
ኣየ ጭንቀት ግፍዒ ናይ`ቲ እሾኽ ኣኽሊል
ንጉስ ሸይሞምኻ ብላግጺ ኣሽካዕላል
ናይ`ቲ መስማር ብልሒ ናይ ጭጉራፍ ስምብራት
ምእንታይ`ዩ ነይሩ መግረፍቲ ምስ ውርደት
ኣቤት እቲ ምስጢር ጥልቀት ፍቕሪ
ኣቤት እቲ ፍትወት ንሓጥእ ክትሓሪ
ኣቤት እንታይ ክብል ተመስገን ጥራይ
ምስጋና`ዩ ዓቕመይ ነቲ ዝተገብረለይ
ይግባእ ዶ ነይሩ እቲ ኣብ ቀራንዮ ጎልጎልታ
ርእሱ ከወፍያ ኣብ መስቀል `ቲ ጎይታ
ምተገብአ ዶ ኣብ ጌተሰማኒ ደም ምርሃጹ
ፍቕሪ`ዩ እንተበልኩ ዝኸፍት ዕጹው መዓጹ
ክጽፋዕ ክበላሾ እቲ ጽቡቕ መልክዕ
ምቑጻር ከም ዓማጺ ከም በዳሊ ሓጥእ
እዚ ኩሉ ላግጺ ኦ ንጉስ ንዓኻ
ዝገብርዎ ኣይፈልጡን`ዮም ምሕረት ሃቦም ኢልካ
ኣቤት ትሓስበለይ ጽቡቕ ሰናይ
ኣቤት ብፍቕሪ ዝሞትካ ስለይ
ኣቤት ከም ግብረይ ዘይኮነ ምሕረትካ
ክነብር ጀሚረ መሊኤ ሰላምካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣቤት ፍቕሪ ኢየሱስ
Abiet fqri eyesus
CHORUS
ይግባእ ዶ ነይሩ እቲ ኣብ ቀራንዮ ጎልጎልታ
ርእሱ ከወፍያ ኣብ መስቀል `ቲ ጎይታ
ምተገብአ ዶ ኣብ ጌተሰማኒ ደም ምርሃጹ
ፍቕሪ`ዩ እንተበልኩ ዝኸፍት ዕጹው መዓጹ (2)
VERSE 2
ሒዞምኻ ክኸዱ ከም ዝሕረድ በጊዕ
ኣፍካ ከይከፈትካ ስቕ ኢልካ ክትከይድ
ንምዃኑ መን`የ እዚ ዝኾነለይ
ዙፋንካ ገዲፍካስ ምእንታይ ሞትካለይ
CHORUS
ኣቤት እቲ ምስጢር ጥልቀት ፍቕሪ
ኣቤት እቲ ፍትወት ንሓጥእ ክትሓሪ
ኣቤት እንታይ ክብል ተመስገን ጥራይ
ምስጋና`ዩ ዓቕመይ ነቲ ዝተገብረለይ
CHORUS
ይግባእ ዶ ነይሩ እቲ ኣብ ቀራንዮ ጎልጎልታ
ርእሱ ከወፍያ ኣብ መስቀል `ቲ ጎይታ
ምተገብአ ዶ ኣብ ጌተሰማኒ ደም ምርሃጹ
ፍቕሪ`ዩ እንተበልኩ ዝኸፍት ዕጹው መዓጹ
VERSE 2
ኣየ ጭንቀት ግፍዒ ናይ`ቲ እሾኽ ኣኽሊል
ንጉስ ሸይሞምኻ ብላግጺ ኣሽካዕላል
ናይ`ቲ መስማር ብልሒ ናይ ጭጉራፍ ስምብራት
ምእንታይ`ዩ ነይሩ መግረፍቲ ምስ ውርደት
CHORUS
ኣቤት እቲ ምስጢር ጥልቀት ፍቕሪ
ኣቤት እቲ ፍትወት ንሓጥእ ክትሓሪ
ኣቤት እንታይ ክብል ተመስገን ጥራይ
ምስጋና`ዩ ዓቕመይ ነቲ ዝተገብረለይ
CHORUS
ይግባእ ዶ ነይሩ እቲ ኣብ ቀራንዮ ጎልጎልታ
ርእሱ ከወፍያ ኣብ መስቀል `ቲ ጎይታ
ምተገብአ ዶ ኣብ ጌተሰማኒ ደም ምርሃጹ
ፍቕሪ`ዩ እንተበልኩ ዝኸፍት ዕጹው መዓጹ
VERSE 3
ክጽፋዕ ክበላሾ እቲ ጽቡቕ መልክዕ
ምቑጻር ከም ዓማጺ ከም በዳሊ ሓጥእ
እዚ ኩሉ ላግጺ ኦ ንጉስ ንዓኻ
ዝገብርዎ ኣይፈልጡን`ዮም ምሕረት ሃቦም ኢልካ
CHORUS
ኣቤት ትሓስበለይ ጽቡቕ ሰናይ
ኣቤት ብፍቕሪ ዝሞትካ ስለይ
ኣቤት ከም ግብረይ ዘይኮነ ምሕረትካ
ክነብር ጀሚረ መሊኤ ሰላምካ