ዓቢ'ዩ ፍቅርኻ
Lyrics
ዓቢ'ዩ ፍቅርኻ
ልቢ ሰብ ዘይበጽሖ
ቁኑዕ'ዩ ፍርድኻ
ሓቅነት ዝመልኦ
ዕቤትካ ክፈልጥ
ልቦናይ ክተስርሖ
ድሕነት ክረክብ`ውን
ሂወተይ ክትመርሖ
ዘይንገር ብቀሊሉ፡ ዘይግለጽ ፍቅርኻ
ሰብ ዘይበጽሖ ኩሉ፡ ልቢ ሰብ ዘደንግጽ
ዓቢ እምባ እዩ፡ ፍቅርኻ ዘይጉነጽ
ንዓኻ ከገልግል፡ ንዓኻ ይመርጽ
ዓቢ'ዩ ፍቅርኻ
ልቢ ሰብ ዘይበጽሖ
ቁኑዕ'ዩ ፍርድኻ
ዕቤትካ ክፈልጥ
ልቦናይ ክተስርሖ
ድሕነት ክረክብ`ውን
ሂወተይ ክትመርሖ
ሓቅነት ዝመልኦ
2, ኩሉ እትፈልጥ፡ እቲ ሕቡእ ሓቂ
ባሕሪ ከብደይ ፈትሽ፡ መርምሮ ብጥብቂ
ሓግሒግካ ስደዶ፡ ናይ ክፍኣተይ ዕጥቂ
ምሕረት ግበረለይ፡ ምሳኻ ምዕረቂ
ዓቢ'ዩ ፍቅርኻ
ልቢ ሰብ ዘይበጽሖ
ቁኑዕ'ዩ ፍርድኻ
ዕቤትካ ክፈልጥ
ልቦናይ ክተስርሖ
ድሕነት ክረክብ`ውን
ሂወተይ ክትመርሖ
ሓቅነት ዝመልኦ
ምሕረት የብሉን'ዩ፡ ክብረትካ ዕቤትኻ
ኣቦ ኩሉ ፍጥረት፡ ንስኻ በይንኻ
መን ክዳረገካ፡ መን ክቀርበኻ
ልዕሊ ኩሉ መኣዝን፡ መዘና ዘይብልኻ
ዓቢ'ዩ ፍቅርኻ
ልቢ ሰብ ዘይበጽሖ
ቁኑዕ'ዩ ፍርድኻ
ዕቤትካ ክፈልጥ
ልቦናይ ክተስርሖ
ድሕነት ክረክብ`ውን
ሂወተይ ክትመርሖ
ሓቅነት ዝመልኦ
ዕቤትካ ክፈልጥ
ዕቤትካ ክፈልጥ
ዕቤትካ ክፈልጥ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ዓቢ'ዩ ፍቅርኻ
Abi Eyu Fqrka
INTRO
ዓቢ'ዩ ፍቅርኻ
ልቢ ሰብ ዘይበጽሖ
ቁኑዕ'ዩ ፍርድኻ
ሓቅነት ዝመልኦ
ዕቤትካ ክፈልጥ
ልቦናይ ክተስርሖ
ድሕነት ክረክብ`ውን
ሂወተይ ክትመርሖ
VERSE 1
ዘይንገር ብቀሊሉ፡ ዘይግለጽ ፍቅርኻ
ሰብ ዘይበጽሖ ኩሉ፡ ልቢ ሰብ ዘደንግጽ
ዓቢ እምባ እዩ፡ ፍቅርኻ ዘይጉነጽ
ንዓኻ ከገልግል፡ ንዓኻ ይመርጽ
CHORUS
ዓቢ'ዩ ፍቅርኻ
ልቢ ሰብ ዘይበጽሖ
ቁኑዕ'ዩ ፍርድኻ
ዕቤትካ ክፈልጥ
ልቦናይ ክተስርሖ
ድሕነት ክረክብ`ውን
ሂወተይ ክትመርሖ
ሓቅነት ዝመልኦ
VERSE 3
2, ኩሉ እትፈልጥ፡ እቲ ሕቡእ ሓቂ
ባሕሪ ከብደይ ፈትሽ፡ መርምሮ ብጥብቂ
ሓግሒግካ ስደዶ፡ ናይ ክፍኣተይ ዕጥቂ
ምሕረት ግበረለይ፡ ምሳኻ ምዕረቂ
CHORUS
ዓቢ'ዩ ፍቅርኻ
ልቢ ሰብ ዘይበጽሖ
ቁኑዕ'ዩ ፍርድኻ
ዕቤትካ ክፈልጥ
ልቦናይ ክተስርሖ
ድሕነት ክረክብ`ውን
ሂወተይ ክትመርሖ
ሓቅነት ዝመልኦ
VERSE 4
ምሕረት የብሉን'ዩ፡ ክብረትካ ዕቤትኻ
ኣቦ ኩሉ ፍጥረት፡ ንስኻ በይንኻ
መን ክዳረገካ፡ መን ክቀርበኻ
ልዕሊ ኩሉ መኣዝን፡ መዘና ዘይብልኻ
CHORUS
ዓቢ'ዩ ፍቅርኻ
ልቢ ሰብ ዘይበጽሖ
ቁኑዕ'ዩ ፍርድኻ
ዕቤትካ ክፈልጥ
ልቦናይ ክተስርሖ
ድሕነት ክረክብ`ውን
ሂወተይ ክትመርሖ
ሓቅነት ዝመልኦ
OUTOR
ዕቤትካ ክፈልጥ
ዕቤትካ ክፈልጥ
ዕቤትካ ክፈልጥ

