ዓቢ ብስራት
Lyrics
መጸና ዓቢ ብስራት ዘሐጉስ
የሱስ ብኸምኡ ሂወት'ዩ ዝልግስ
ነዚ ህጻን ነክብር ንሞግስ
ሂወትና ወፊና ኣሰሩ ንገስግስ
ጎይታ ብኣና ክሰምር
ባህ ኢሉና መታን ክንዝምር
የሱስ ኣብ ልብና'ዩ ዝነብር
ልደት መድሓኒና ኩላትና ንዘክር
ንወዱ ሂቡና ይበለና ደስ
ግን ልብና ክንህቦ ንገደስ
ዉሽጥና ይጽረ ይተሓደስ
ካብ ኮንና ናቱ ቤተ መቕደስ
ነዚ ህያብ እዚ ኣይንርአ ብሻርነት
ዝተዋሃበና ንዓና ንድሕነት
ንልበስ ናይ የሱስ ኣብነት
ፍቕርን ትሕትናን ክንለብሶ ሕዉነት
ክጸውር ናይ ሓጢኣትና ክብደት
መጸ ክስከም ናትና ውርደት
እዚ'ዩ ትርጉሙ ናይ ጎይታና ልደት
ኩላትና ንስሙ ንሃብ ስግደት
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ዓቢ ብስራት
Abi bsrat
VERSE 1
መጸና ዓቢ ብስራት ዘሐጉስ
የሱስ ብኸምኡ ሂወት'ዩ ዝልግስ
ነዚ ህጻን ነክብር ንሞግስ
ሂወትና ወፊና ኣሰሩ ንገስግስ
VERSE 2
ጎይታ ብኣና ክሰምር
ባህ ኢሉና መታን ክንዝምር
የሱስ ኣብ ልብና'ዩ ዝነብር
ልደት መድሓኒና ኩላትና ንዘክር
VERSE 3
ንወዱ ሂቡና ይበለና ደስ
ግን ልብና ክንህቦ ንገደስ
ዉሽጥና ይጽረ ይተሓደስ
ካብ ኮንና ናቱ ቤተ መቕደስ
VERSE 4
ነዚ ህያብ እዚ ኣይንርአ ብሻርነት
ዝተዋሃበና ንዓና ንድሕነት
ንልበስ ናይ የሱስ ኣብነት
ፍቕርን ትሕትናን ክንለብሶ ሕዉነት
VERSE 5
ክጸውር ናይ ሓጢኣትና ክብደት
መጸ ክስከም ናትና ውርደት
እዚ'ዩ ትርጉሙ ናይ ጎይታና ልደት
ኩላትና ንስሙ ንሃብ ስግደት