ኣባዲት ኩሉ ፍጥረት
Lyrics
ካብ ያቄምን ሃናን
ተወሊድኪ ማርያም
መድሕን ውን ወሊድኪ
ኣውጺና ካብ መዓት ።
ኦ ማርያም ኣዴና ነዒ
መጸናንዒትና ኩኒ ፡
ኣዴና(3)
መንፈስኪ ኣውርዲ ኣባና ።
ወላዲት ዓቢ ቦና
ኣባዲት ኩሉ ፉጡር
ልብና ብኣኺ ይሕጎስ
መንፈስና ብኣኺ ይድበስ (2)
ኦ ማርያም ኣዴና ነዒ
መጸናንዒትና ኩኒ ፡
ኣዴና(3)
መንፈስኪ ኣውርዲ ኣባና ።
ቲ ወድኺ ጎይታ
ሓድሽ ልቢ ሂቡና
ቅኑዕ መንፈስ ሂቡና
ልቢ ናይ ስጋ ውን ሂቡና ።
ኦ ማርያም ኣዴና ነዒ
መጸናንዒትና ኩኒ ፡
ኣዴና(3)
መንፈስኪ ኣውርዲ ኣባና ።
ነፍሰይ ብእግዚአብሔር ባህ ይብላ
ብምድሓን ውን ትሕጎስ
ኦ ማርያም ኣይትህደግና
ኣብ ጸሎትኪ ዘክርና ።
ኦ ማርያም ኣዴና ነዒ
መጸናንዒትና ኩኒ ፡
ኣዴና(3)
መንፈስኪ ኣውርዲ ኣባና ።
ብማርያም ንተሓጎስ
ልብና ዝደልዮ ክንረክብ
መንገዲ ማርያም ንሓዝ
ልመንኣ ክሰልጠና።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣባዲት ኩሉ ፍጥረት
Abadit kulu ftret
VERSE 1
ካብ ያቄምን ሃናን
ተወሊድኪ ማርያም
መድሕን ውን ወሊድኪ
ኣውጺና ካብ መዓት ።
CHORUS
ኦ ማርያም ኣዴና ነዒ
መጸናንዒትና ኩኒ ፡
ኣዴና(3)
መንፈስኪ ኣውርዲ ኣባና ።
VERSE 2
ወላዲት ዓቢ ቦና
ኣባዲት ኩሉ ፉጡር
ልብና ብኣኺ ይሕጎስ
መንፈስና ብኣኺ ይድበስ (2)
CHORUS
ኦ ማርያም ኣዴና ነዒ
መጸናንዒትና ኩኒ ፡
ኣዴና(3)
መንፈስኪ ኣውርዲ ኣባና ።
VERSE 3
ቲ ወድኺ ጎይታ
ሓድሽ ልቢ ሂቡና
ቅኑዕ መንፈስ ሂቡና
ልቢ ናይ ስጋ ውን ሂቡና ።
CHORUS
ኦ ማርያም ኣዴና ነዒ
መጸናንዒትና ኩኒ ፡
ኣዴና(3)
መንፈስኪ ኣውርዲ ኣባና ።
VERSE 4
ነፍሰይ ብእግዚአብሔር ባህ ይብላ
ብምድሓን ውን ትሕጎስ
ኦ ማርያም ኣይትህደግና
ኣብ ጸሎትኪ ዘክርና ።
CHORUS
ኦ ማርያም ኣዴና ነዒ
መጸናንዒትና ኩኒ ፡
ኣዴና(3)
መንፈስኪ ኣውርዲ ኣባና ።
VERSE 5
ብማርያም ንተሓጎስ
ልብና ዝደልዮ ክንረክብ
መንገዲ ማርያም ንሓዝ
ልመንኣ ክሰልጠና።