ኣብ ዙፋንካ ክነብር
Lyrics
ከም ዝሓልፍ ሓሲበ
ነዓኻ ከፈልግል መሪጸ
ኮንትነት ናይ ዓለም ኣስተንቲነ
ንዓኻ ክኽተል ወሲነ
ክርስቶስ ክመስል መዲበ’ለኹ
ናይ ዓለም ነገር ከም ኮንቱ ይቖጽሮ’ለኹ (2)
ኣብ ዙፋንካ ክነብር ምሳኻ
ክምገብ ብቅዱስ ቃልካ
ኣብ ልበይ ስረጽ ንዘልኣለም
ክትኮና መሪሕ ንህይወተይ
ክርስቶስ ክመስል መዲበ’ለኹ
ናይ ዓለም ነገር ከም ኮንቱ ይቖጽሮ’ለኹ (2)
ብኣኻ ክውንጨፍ ንወትሩ
ብኣኻ ክምራሕ ናብ ኩሉ
ናብ ቅዱስ ቤትካ ትእትወኒ
ዘይበርስ ሰላም ትህበኒ
ክርስቶስ ክመስል መዲበ’ለኹ
ናይ ዓለም ነገር ከም ኮንቱ ይቖጽሮ’ለኹ (2)
ትህበኒ ዘይውዳእ ደስታኻ
ኣብ ቤትካ ክነብር ምሳኻ
ክዝምር ዕልል ክብል ብኣኻ
ምስቶም ኣእላፍ ቅዱሳንካ
ክርስቶስ ክመስል መዲበ’ለኹ
ናይ ዓለም ነገር ከም ኮንቱ ይቖጽሮ’ለኹ (2)
ሓጥያተይ ብንስሓ ኣጥፊአ
ብሜሮን ጽንዓት ተቀቢለ
ስጋኻን ደምካን ተመጊበ
ንዓኻ ክመስል ወሲነ
ክርስቶስ ክመስል መዲበ’ለኹ
ናይ ዓለም ነገር ከም ኮንቱ ይቖጽሮ’ለኹ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣብ ዙፋንካ ክነብር
Ab zufanka knebr
VERSE 1
ከም ዝሓልፍ ሓሲበ
ነዓኻ ከፈልግል መሪጸ
ኮንትነት ናይ ዓለም ኣስተንቲነ
ንዓኻ ክኽተል ወሲነ
CHORUS
ክርስቶስ ክመስል መዲበ’ለኹ
ናይ ዓለም ነገር ከም ኮንቱ ይቖጽሮ’ለኹ (2)
VERSE 2
ኣብ ዙፋንካ ክነብር ምሳኻ
ክምገብ ብቅዱስ ቃልካ
ኣብ ልበይ ስረጽ ንዘልኣለም
ክትኮና መሪሕ ንህይወተይ
CHORUS
ክርስቶስ ክመስል መዲበ’ለኹ
ናይ ዓለም ነገር ከም ኮንቱ ይቖጽሮ’ለኹ (2)
VERSE 3
ብኣኻ ክውንጨፍ ንወትሩ
ብኣኻ ክምራሕ ናብ ኩሉ
ናብ ቅዱስ ቤትካ ትእትወኒ
ዘይበርስ ሰላም ትህበኒ
CHORUS
ክርስቶስ ክመስል መዲበ’ለኹ
ናይ ዓለም ነገር ከም ኮንቱ ይቖጽሮ’ለኹ (2)
VERSE 4
ትህበኒ ዘይውዳእ ደስታኻ
ኣብ ቤትካ ክነብር ምሳኻ
ክዝምር ዕልል ክብል ብኣኻ
ምስቶም ኣእላፍ ቅዱሳንካ
CHORUS
ክርስቶስ ክመስል መዲበ’ለኹ
ናይ ዓለም ነገር ከም ኮንቱ ይቖጽሮ’ለኹ (2)
VERSE 5
ሓጥያተይ ብንስሓ ኣጥፊአ
ብሜሮን ጽንዓት ተቀቢለ
ስጋኻን ደምካን ተመጊበ
ንዓኻ ክመስል ወሲነ
CHORUS
ክርስቶስ ክመስል መዲበ’ለኹ
ናይ ዓለም ነገር ከም ኮንቱ ይቖጽሮ’ለኹ (2)