ኣብ ቀራንዮ
Lyrics
ኣብ ቀራንዮ ኮይነ መስቀሉ ክምልከት
ናይ ኢየሱሰይ ፍቕሪ ተረዳእኩ
ዝተወግአ ጎድኑ ኢዱ እግሩ ረአኹ
ናይ ኢየሱሰይ መስቀል ምስ ጠመትኩ
ይመስለኒ ኔሩ መስቀሉ ዕሽነት
ግን ፍቕሩ ኣብ መስቀል ተረዳእኩ
ናይ ኢየሱሰይ ፍቕሪ ብግልጺ ረአኹ
ናይ ቀራንዮ መስቀል ምስ ጠመትኩ
ናይ ኢየሱሰይ ፍቕሪ ካብ ሞት ዘውጽኣኒ
ናይ ኣምላኸይ ገጽ'ውን ዘርኣየኒ
በብእዋኑ ዕኡ ዘምልኾ
ናይ ኢየሱሰይ ፍቕሪ ተረዳእኩ
ናይ ቀራንዮ መስቀል ናይ ዓወተይ ቦታ
ኢየሱሰይ ሞተለይ ብሓጢኣተይ
ተፈጸመ ኢሉ ኢየሱስ ጨርሐ
ሓጢኣተይ ብፍቕሩ ተደምሰሰ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣብ ቀራንዮ
Ab qeranyo
VERSE 1
ኣብ ቀራንዮ ኮይነ መስቀሉ ክምልከት
ናይ ኢየሱሰይ ፍቕሪ ተረዳእኩ
ዝተወግአ ጎድኑ ኢዱ እግሩ ረአኹ
ናይ ኢየሱሰይ መስቀል ምስ ጠመትኩ
VERSE 2
ይመስለኒ ኔሩ መስቀሉ ዕሽነት
ግን ፍቕሩ ኣብ መስቀል ተረዳእኩ
ናይ ኢየሱሰይ ፍቕሪ ብግልጺ ረአኹ
ናይ ቀራንዮ መስቀል ምስ ጠመትኩ
VERSE 3
ናይ ኢየሱሰይ ፍቕሪ ካብ ሞት ዘውጽኣኒ
ናይ ኣምላኸይ ገጽ'ውን ዘርኣየኒ
በብእዋኑ ዕኡ ዘምልኾ
ናይ ኢየሱሰይ ፍቕሪ ተረዳእኩ
VERSE 4
ናይ ቀራንዮ መስቀል ናይ ዓወተይ ቦታ
ኢየሱሰይ ሞተለይ ብሓጢኣተይ
ተፈጸመ ኢሉ ኢየሱስ ጨርሐ
ሓጢኣተይ ብፍቕሩ ተደምሰሰ

