ኣብ እግዚኣብሔር ተስፋ ግበር
Lyrics
ኣብ ስጋ ኣይኹን ትውክልትና
ኩሉ ንግዚኡ'ዩ ዝጥብረና
ኣምላኽና ግን ኣምላኽ ፍቕሪ'ዩ
ናይ ጥበራ ኣይኮነን ናይ ሓቂ ፍቕሪ ኢዩ
ኣብ እግዚኣብሔር ተስፋ ምግባር ሰናይ'ዩ
ኩሉ ነገር ናይ ከንቱነት ከንቱ አዩ
እግዚኣብሔር ግን ፍቕሪ ኢዩ
እግዚኣብሔር ግን መጸናንዒ ኢዩ
ኣብ እግዚኣብሔር ተማዕቆብ
ልብኻ ዝደልዮ ንሱ ኢዩ ዝህብ
ኣብኡ ኣማዕቁብ መንገድኻ
ኣብኡ ተወከል እሞ ኩሉ ክሰልጠካ
ኣብ እግዚኣብሔር ተስፋ ምግባር ሰናይ'ዩ
ኩሉ ነገር ናይ ከንቱነት ከንቱ አዩ
እግዚኣብሔር ግን ፍቕሪ ኢዩ
እግዚኣብሔር ግን መጸናንዒ ኢዩ
ንእግዚኣብሔር ሃዲእካ ተጸበዮ
ንግብሪ ገበርቲ እከይ ኣይትመነዮ
እቶም ንእግዚኣብሔር ዝጽበይዎ
ኢዮም ንመንግስቲ ኣምላኽ ዝወርስዎ
ኣብ እግዚኣብሔር ተስፋ ምግባር ሰናይ'ዩ
ኩሉ ነገር ናይ ከንቱነት ከንቱ አዩ
እግዚኣብሔር ግን ፍቕሪ ኢዩ
እግዚኣብሔር ግን መጸናንዒ ኢዩ
ንእግዚኣብሔር ተዓጊስካ ተጸበዮ
ንሱ'ውን ጸሎትካ ክምልስ'ዩ
ካብቲ ረግረግ ጸብሪ ኣውጺኡ
ኣእጋርካ ኣብ ከውሒ ከቐምጠኒ'ዩ
ኣብ እግዚኣብሔር ተስፋ ምግባር ሰናይ'ዩ
ኩሉ ነገር ናይ ከንቱነት ከንቱ አዩ
እግዚኣብሔር ግን ፍቕሪ ኢዩ
እግዚኣብሔር ግን መጸናንዒ ኢዩ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣብ እግዚኣብሔር ተስፋ ግበር
Ab egziabhier tesfa gber
VERSE 1
ኣብ ስጋ ኣይኹን ትውክልትና
ኩሉ ንግዚኡ'ዩ ዝጥብረና
ኣምላኽና ግን ኣምላኽ ፍቕሪ'ዩ
ናይ ጥበራ ኣይኮነን ናይ ሓቂ ፍቕሪ ኢዩ
CHORUS
ኣብ እግዚኣብሔር ተስፋ ምግባር ሰናይ'ዩ
ኩሉ ነገር ናይ ከንቱነት ከንቱ አዩ
እግዚኣብሔር ግን ፍቕሪ ኢዩ
እግዚኣብሔር ግን መጸናንዒ ኢዩ
VERSE 2
ኣብ እግዚኣብሔር ተማዕቆብ
ልብኻ ዝደልዮ ንሱ ኢዩ ዝህብ
ኣብኡ ኣማዕቁብ መንገድኻ
ኣብኡ ተወከል እሞ ኩሉ ክሰልጠካ
CHORUS
ኣብ እግዚኣብሔር ተስፋ ምግባር ሰናይ'ዩ
ኩሉ ነገር ናይ ከንቱነት ከንቱ አዩ
እግዚኣብሔር ግን ፍቕሪ ኢዩ
እግዚኣብሔር ግን መጸናንዒ ኢዩ
VERSE 3
ንእግዚኣብሔር ሃዲእካ ተጸበዮ
ንግብሪ ገበርቲ እከይ ኣይትመነዮ
እቶም ንእግዚኣብሔር ዝጽበይዎ
ኢዮም ንመንግስቲ ኣምላኽ ዝወርስዎ
CHORUS
ኣብ እግዚኣብሔር ተስፋ ምግባር ሰናይ'ዩ
ኩሉ ነገር ናይ ከንቱነት ከንቱ አዩ
እግዚኣብሔር ግን ፍቕሪ ኢዩ
እግዚኣብሔር ግን መጸናንዒ ኢዩ
VERSE 4
ንእግዚኣብሔር ተዓጊስካ ተጸበዮ
ንሱ'ውን ጸሎትካ ክምልስ'ዩ
ካብቲ ረግረግ ጸብሪ ኣውጺኡ
ኣእጋርካ ኣብ ከውሒ ከቐምጠኒ'ዩ
CHORUS
ኣብ እግዚኣብሔር ተስፋ ምግባር ሰናይ'ዩ
ኩሉ ነገር ናይ ከንቱነት ከንቱ አዩ
እግዚኣብሔር ግን ፍቕሪ ኢዩ
እግዚኣብሔር ግን መጸናንዒ ኢዩ