ኣብ ኢደይ ወቂጠካ
Lyrics
ኣብ ኢደይ ወቂጠካ ንስኻ ናተይ ኢኻ
ወደየ' ስምዓኒ ኣነ እጽውዓካ
ተመስገን ጐይታ ተመስገን (4)
ጐይታ ስለ ዕብየትካ።
ንስካ ኢኻ ጐይታ ዝተበጀኻኒ
ካባካ ከይፍለ ጸጋኻ ሃበኒ።
ተመስገን ጐይታ ተመስገን (4)
ጐይታ ስለ ዕብየትካ።
ምሕረቱ ንዘለዓለም ይነብር'ዩ እሞ
ንኣምላኽ ኣማልኽቲ ኣመስግንዎ።
ተመስገን ጐይታ ተመስገን (4)
ጐይታ ስለ ዕብየትካ።
ኣምላኸይ ጸግዔይ ሓይለይ ድህነተይ'ውን ኢኻ
ተመስገን ጐይታይ ስለ ፍቕርኻ።
ተመስገን ጐይታ ተመስገን (4)
ጐይታ ስለ ዕብየትካ።
ብምሉእ ልበይ ንኣምላኽ ክውድሶ እየ
ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ከመስግኖ እየ።
ተመስገን ጐይታ ተመስገን (4)
ጐይታ ስለ ዕብየትካ።
ንእግዚኣብሔር ብርሃን ዓይነይ ዕልል ክብለሉ እየ
ብምሉእ ሓይለ ክጭድረሉ'የ።
ተመስገን ጐይታ ተመስገን (4)
ጐይታ ስለ ዕብየትካ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣብ ኢደይ ወቂጠካ
Ab edey weqiteka
VERSE 1
ኣብ ኢደይ ወቂጠካ ንስኻ ናተይ ኢኻ
ወደየ' ስምዓኒ ኣነ እጽውዓካ
CHORUS
ተመስገን ጐይታ ተመስገን (4)
ጐይታ ስለ ዕብየትካ።
VERSE 2
ንስካ ኢኻ ጐይታ ዝተበጀኻኒ
ካባካ ከይፍለ ጸጋኻ ሃበኒ።
CHORUS
ተመስገን ጐይታ ተመስገን (4)
ጐይታ ስለ ዕብየትካ።
VERSE 3
ምሕረቱ ንዘለዓለም ይነብር'ዩ እሞ
ንኣምላኽ ኣማልኽቲ ኣመስግንዎ።
CHORUS
ተመስገን ጐይታ ተመስገን (4)
ጐይታ ስለ ዕብየትካ።
VERSE 4
ኣምላኸይ ጸግዔይ ሓይለይ ድህነተይ'ውን ኢኻ
ተመስገን ጐይታይ ስለ ፍቕርኻ።
CHORUS
ተመስገን ጐይታ ተመስገን (4)
ጐይታ ስለ ዕብየትካ።
VERSE 5
ብምሉእ ልበይ ንኣምላኽ ክውድሶ እየ
ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ከመስግኖ እየ።
CHORUS
ተመስገን ጐይታ ተመስገን (4)
ጐይታ ስለ ዕብየትካ።
VERSE 6
ንእግዚኣብሔር ብርሃን ዓይነይ ዕልል ክብለሉ እየ
ብምሉእ ሓይለ ክጭድረሉ'የ።
CHORUS
ተመስገን ጐይታ ተመስገን (4)
ጐይታ ስለ ዕብየትካ።

