ኣብ ቤትካ ኣሎ ሰላም
Lyrics
ነፍሰይ ንዓኻ ይህበካ ኦ ጎይታ
መንፈስካ ስደድ ክምራሕ ብኣኻ
ፍሬኻ ክፈሪ ወንጌልካ ከውሪ
በቲ ትህበኒ ጸጋ ንሕይወት ክሓሪ
ብዘይካኻ’ሞ የብለይን ሓይሊ
ኣብ ቤትካ’ሎ ሰላም
ኣብ ቤትካ ኣሎ ሓጎስ
ኣብ ቤትካ’ሎ ፍቕሪ
ኣብ ቤትካ ኣሎ ጸጋ
ኣብ ቤትካ ኣሎ ሕይወት
ይሕሸኒ ኣነስ ምሳኻ ኢየሱስ
ሕይወተይ ይህበካ ናይ ዘልዓለም ንጉስ/2/
ምሕረትካ ዛይዱ ወትሩ ኣብ ልዕለይ
ኣበሳይ ከይጸብጸብካ ጸዊዕካኒ ጎይታይ
ካብ ጉድጓድ ጥፍኣት ኣውጺእካኒ መድሕነይ
ኣብ ኣዒንትኻ ኣኺቢርካኒ ጎይታይ
ኣብ ቤትካ ክቐውም ሸምካኒ ንዓይ
ኣብ ቤትካ’ሎ ሰላም
ኣብ ቤትካ ኣሎ ሓጎስ
ኣብ ቤትካ’ሎ ፍቕሪ
ኣብ ቤትካ ኣሎ ጸጋ
ኣብ ቤትካ ኣሎ ሕይወት
ይሕሸኒ ኣነስ ምሳኻ ኢየሱስ
ሕይወተይ ይህበካ ናይ ዘልዓለም ንጉስ/2/
ካብ ክብሪ ዝፋንካ ቁሊሕ ኢልካኒ
ብስመይ ጸዊዕካ ኣበርቲዕካኒ
ብኣይ ክትከብር ብዘይቲ ቀቢእካኒ
ንኸገልግለካ ንዓይ መሪጽካኒ
እነኹ ኦ ጎይታይ ደስ ኢሉኒ
ኣብ ቤትካ’ሎ ሰላም
ኣብ ቤትካ ኣሎ ሓጎስ
ኣብ ቤትካ’ሎ ፍቕሪ
ኣብ ቤትካ ኣሎ ጸጋ
ኣብ ቤትካ ኣሎ ሕይወት
ይሕሸኒ ኣነስ ምሳኻ ኢየሱስ
ሕይወተይ ይህበካ ናይ ዘልዓለም ንጉስ/2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣብ ቤትካ ኣሎ ሰላም
Ab bietka alo selam
VERSE 1
ነፍሰይ ንዓኻ ይህበካ ኦ ጎይታ
መንፈስካ ስደድ ክምራሕ ብኣኻ
ፍሬኻ ክፈሪ ወንጌልካ ከውሪ
በቲ ትህበኒ ጸጋ ንሕይወት ክሓሪ
ብዘይካኻ’ሞ የብለይን ሓይሊ
CHORUS
ኣብ ቤትካ’ሎ ሰላም
ኣብ ቤትካ ኣሎ ሓጎስ
ኣብ ቤትካ’ሎ ፍቕሪ
ኣብ ቤትካ ኣሎ ጸጋ
ኣብ ቤትካ ኣሎ ሕይወት
ይሕሸኒ ኣነስ ምሳኻ ኢየሱስ
ሕይወተይ ይህበካ ናይ ዘልዓለም ንጉስ/2/
VERSE 2
ምሕረትካ ዛይዱ ወትሩ ኣብ ልዕለይ
ኣበሳይ ከይጸብጸብካ ጸዊዕካኒ ጎይታይ
ካብ ጉድጓድ ጥፍኣት ኣውጺእካኒ መድሕነይ
ኣብ ኣዒንትኻ ኣኺቢርካኒ ጎይታይ
ኣብ ቤትካ ክቐውም ሸምካኒ ንዓይ
CHORUS
ኣብ ቤትካ’ሎ ሰላም
ኣብ ቤትካ ኣሎ ሓጎስ
ኣብ ቤትካ’ሎ ፍቕሪ
ኣብ ቤትካ ኣሎ ጸጋ
ኣብ ቤትካ ኣሎ ሕይወት
ይሕሸኒ ኣነስ ምሳኻ ኢየሱስ
ሕይወተይ ይህበካ ናይ ዘልዓለም ንጉስ/2/
VERSE 3
ካብ ክብሪ ዝፋንካ ቁሊሕ ኢልካኒ
ብስመይ ጸዊዕካ ኣበርቲዕካኒ
ብኣይ ክትከብር ብዘይቲ ቀቢእካኒ
ንኸገልግለካ ንዓይ መሪጽካኒ
እነኹ ኦ ጎይታይ ደስ ኢሉኒ
CHORUS
ኣብ ቤትካ’ሎ ሰላም
ኣብ ቤትካ ኣሎ ሓጎስ
ኣብ ቤትካ’ሎ ፍቕሪ
ኣብ ቤትካ ኣሎ ጸጋ
ኣብ ቤትካ ኣሎ ሕይወት
ይሕሸኒ ኣነስ ምሳኻ ኢየሱስ
ሕይወተይ ይህበካ ናይ ዘልዓለም ንጉስ/2/