ኣብ ቤተልሔም
Lyrics
ኣብ ቤተ-ልሔም ሰማያት በርሀ (2)
ነጸብራቕ ንጓሶት'ውን ዶጕሐ (4)
መልኣኽ በሎም፡ መልኣኽ በሎም ንብሥራት (2)
ተፈጺሙ ሚስጢር ድኅነት (4)
መላእኽቲ፡ መላእኽቲ ጭፍራ ዘመሩ (2)
ብሰማያት ቃል ሰላም ነገሩ (4)
ናብ በዓቲ፡ ናብ በዓቲ ምኻድ መኸሩ (2)
ምሕረት ኣምላኽ ጢዒሞም ኣንከሩ (4)
ረኸብዎ ረኸብዎ ሕፃን ጥቕሉል (2)
ፈጣሪ ዓለም ኣብ መብልዕ ማል (4)
ኦ ዘድንቅ፡ ኦ ዘድንቅ ፍቅሪ ፈጣሪ (2)
ምእንታና ኣብ ክንድዚ ቑሪ (4)
ተሐጐሱ፡ ተሐጐሱ፡ ኣሕዛብ ዓለም (2)
ተወልደ ንጉሰ ሰላም (4)
ኣሠይ ኣሠይ ዑንዱ ሰናይ (2)
መጺእካለይ ሎሚ ካብ ሰማይ (4)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣብ ቤተልሔም
Ab bietelhiem
VERSE 1
ኣብ ቤተ-ልሔም ሰማያት በርሀ (2)
ነጸብራቕ ንጓሶት'ውን ዶጕሐ (4)
VERSE 2
መልኣኽ በሎም፡ መልኣኽ በሎም ንብሥራት (2)
ተፈጺሙ ሚስጢር ድኅነት (4)
VERSE 3
መላእኽቲ፡ መላእኽቲ ጭፍራ ዘመሩ (2)
ብሰማያት ቃል ሰላም ነገሩ (4)
VERSE 4
ናብ በዓቲ፡ ናብ በዓቲ ምኻድ መኸሩ (2)
ምሕረት ኣምላኽ ጢዒሞም ኣንከሩ (4)
VERSE 5
ረኸብዎ ረኸብዎ ሕፃን ጥቕሉል (2)
ፈጣሪ ዓለም ኣብ መብልዕ ማል (4)
VERSE 6
ኦ ዘድንቅ፡ ኦ ዘድንቅ ፍቅሪ ፈጣሪ (2)
ምእንታና ኣብ ክንድዚ ቑሪ (4)
VERSE 7
ተሐጐሱ፡ ተሐጐሱ፡ ኣሕዛብ ዓለም (2)
ተወልደ ንጉሰ ሰላም (4)
VERSE 8
ኣሠይ ኣሠይ ዑንዱ ሰናይ (2)
መጺእካለይ ሎሚ ካብ ሰማይ (4)

