ዘክረና
Lyrics
ዝተወፈካ ምእንቲ ድሕነትና
ዝተሳቐካ ምእንታና
ኣይትቕጸሮ በደላትና
ብሓጥኣትና ክንእረም ኢና
ንብለካ ስምዓና ኦ መድሓኒና
ሓይልካ ሃበና ከበራብረና
ደቕካ ኢና ውሉድካ ኢና
ፍጥርካ ኢና ባሮትካ ኢና
ኣምላከይ ኣይትርስዓና
ንዘልኣለም ዋልታ ኩነና
ብግዝያዊ ናብራ እንከይተታለልና
እምነትና ነደልድል ኩላትና ሓቢርና
ኣምላክና ነገልግል ሓይሉ ክህበና
ኣብነት ንክኖም ነቶም መሳቱና
ንብለካ ስምዓና ኦ መድሓኒና
ሓይልካ ሃበና ከበራብረና
እቲ ርጉም ሰይጥን ከየጋግየኒ
ሓጥኣተ እየ ዎ ጎይታይ መድሓኒ
ለውጣ ንልበይ ሓይልካ ሃበኒ
ሓደራ ጎይታየ ናብቤትካ ኣእትወኒ
ንብለካ ስሞዓና ኦ መድሓኒና
ሓይልካ ሃበና ከበራብረና
ንኣምላክ መድሓኒና ነመስግኖ ነክብሮ
ነቲ ርጉም ሰይጥን ውሽጥ ልቡ ነሕርሮ
ንዘምር ሓቢርና ብጸናጽል መሰንቆ
ተግባራት ናይ ሰይጥን ካብ ልቢ ነርሕቆ
ንብለካ ስሞዓና ኦ መድሓኒና
ሓይልካ ሃበና ከበራብረና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ዘክረና
Zekrena
VERSE 1
ዝተወፈካ ምእንቲ ድሕነትና
ዝተሳቐካ ምእንታና
ኣይትቕጸሮ በደላትና
ብሓጥኣትና ክንእረም ኢና
ንብለካ ስምዓና ኦ መድሓኒና
ሓይልካ ሃበና ከበራብረና
VERSE 2
ደቕካ ኢና ውሉድካ ኢና
ፍጥርካ ኢና ባሮትካ ኢና
ኣምላከይ ኣይትርስዓና
ንዘልኣለም ዋልታ ኩነና
ብግዝያዊ ናብራ እንከይተታለልና
እምነትና ነደልድል ኩላትና ሓቢርና
ኣምላክና ነገልግል ሓይሉ ክህበና
ኣብነት ንክኖም ነቶም መሳቱና
ንብለካ ስምዓና ኦ መድሓኒና
ሓይልካ ሃበና ከበራብረና
VERSE 3
እቲ ርጉም ሰይጥን ከየጋግየኒ
ሓጥኣተ እየ ዎ ጎይታይ መድሓኒ
ለውጣ ንልበይ ሓይልካ ሃበኒ
ሓደራ ጎይታየ ናብቤትካ ኣእትወኒ
ንብለካ ስሞዓና ኦ መድሓኒና
ሓይልካ ሃበና ከበራብረና
VERSE 4
ንኣምላክ መድሓኒና ነመስግኖ ነክብሮ
ነቲ ርጉም ሰይጥን ውሽጥ ልቡ ነሕርሮ
ንዘምር ሓቢርና ብጸናጽል መሰንቆ
ተግባራት ናይ ሰይጥን ካብ ልቢ ነርሕቆ
ንብለካ ስሞዓና ኦ መድሓኒና
ሓይልካ ሃበና ከበራብረና