ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
Lyrics
ንዓ ባዕልኻ ምርሓኒ
መንገድታትካ መሃረኒ፡
ኣብ ሽግረይ ኣጸናንዓኒ
ንዅሉ ሐቂ ኣፍልጠኒ።
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ንዓ ንልበይ ርትዓዮ፡
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ኣብ ፍቕርኻ ኣጽንዓዮ።
ብሓቂ መታን ክምራሕ
ብሓጢኣተይ'ውን ክንሳሕ፡
ገጽ ኣቦ ክሪኢ ኣብ ጸጽባሕ
ንዓ ኣብ ሕይወተይ ስራሕ።
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ንዓ ንልበይ ርትዓዮ፡
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ኣብ ፍቕርኻ ኣጽንዓዮ።
ንቓልካ መታን ክምስክር
ኣውጽኣኒ ካብ ጸልማት ድንግርግር፡
ካብ ሓጢኣት ርሒቐ ክሕደስ
ንዓ ኣብ ውሽጢ ልበይ ንገስ።
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ንዓ ንልበይ ርትዓዮ፡
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ኣብ ፍቕርኻ ኣጽንዓዮ።
ንሕጊ እግዚኣብሔር ከይጥሕስ
ኣብጭቃ ናይ ሓጢኣት ከይሕምብስ፡
ኣብ ሰማይ ብሓጢኣት ከይውቀስ
ለውጠኒ መንፈስ ቅዱስ ጰራቅሊጦስ።
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ንዓ ንልበይ ርትዓዮ፡
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ኣብ ፍቕርኻ ኣጽንዓዮ።
ተጊሄ መታን ክጽሊ
ናይ ሰይጣን ፍሕሶ ከለሊ፡
ኵሉ ከርሕቆ ዝኾነ መታለሊ
ንዓ ናይ መንፈስ ቅዱስ ሓይሊ።
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ንዓ ንልበይ ርትዓዮ፡
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ኣብ ፍቕርኻ ኣጽንዓዮ።
ንዓ ብብርሃንካ ምርሓኒ
መፍቀሪ ክኸውን ሓግዘኒ፡
ብህያባት መንፈስካ ምልኣኒ
ካባይ ኣይትፈለ ሓይሊ ሕይወት ኩነኒ።
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ንዓ ንልበይ ርትዓዮ፡
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ኣብ ፍቕርኻ ኣጽንዓዮ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
Na menfes qdus na
VERSE 1
ንዓ ባዕልኻ ምርሓኒ
መንገድታትካ መሃረኒ፡
ኣብ ሽግረይ ኣጸናንዓኒ
ንዅሉ ሐቂ ኣፍልጠኒ።
CHORUS
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ንዓ ንልበይ ርትዓዮ፡
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ኣብ ፍቕርኻ ኣጽንዓዮ።
VERSE 2
ብሓቂ መታን ክምራሕ
ብሓጢኣተይ'ውን ክንሳሕ፡
ገጽ ኣቦ ክሪኢ ኣብ ጸጽባሕ
ንዓ ኣብ ሕይወተይ ስራሕ።
CHORUS
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ንዓ ንልበይ ርትዓዮ፡
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ኣብ ፍቕርኻ ኣጽንዓዮ።
VERSE 3
ንቓልካ መታን ክምስክር
ኣውጽኣኒ ካብ ጸልማት ድንግርግር፡
ካብ ሓጢኣት ርሒቐ ክሕደስ
ንዓ ኣብ ውሽጢ ልበይ ንገስ።
CHORUS
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ንዓ ንልበይ ርትዓዮ፡
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ኣብ ፍቕርኻ ኣጽንዓዮ።
VERSE 4
ንሕጊ እግዚኣብሔር ከይጥሕስ
ኣብጭቃ ናይ ሓጢኣት ከይሕምብስ፡
ኣብ ሰማይ ብሓጢኣት ከይውቀስ
ለውጠኒ መንፈስ ቅዱስ ጰራቅሊጦስ።
CHORUS
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ንዓ ንልበይ ርትዓዮ፡
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ኣብ ፍቕርኻ ኣጽንዓዮ።
VERSE 5
ተጊሄ መታን ክጽሊ
ናይ ሰይጣን ፍሕሶ ከለሊ፡
ኵሉ ከርሕቆ ዝኾነ መታለሊ
ንዓ ናይ መንፈስ ቅዱስ ሓይሊ።
CHORUS
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ንዓ ንልበይ ርትዓዮ፡
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ኣብ ፍቕርኻ ኣጽንዓዮ።
VERSE 6
ንዓ ብብርሃንካ ምርሓኒ
መፍቀሪ ክኸውን ሓግዘኒ፡
ብህያባት መንፈስካ ምልኣኒ
ካባይ ኣይትፈለ ሓይሊ ሕይወት ኩነኒ።
CHORUS
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ንዓ ንልበይ ርትዓዮ፡
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንዓ
ኣብ ፍቕርኻ ኣጽንዓዮ።

