ምስጋና
Lyrics
ምልኣት ልቢ ጥበብ ዘልበስካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ብመገዲ ሓቂ ዝመራሕካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ሂወት ክንለብስ ብርሃን ዝሃብካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ኣብቲ ቅዱስ ቤትካ ፍቅርካ መግበና ምስጋና ኦ ምስጋና
ምስጋና ኦ ምስጋና (4)
ምስጋና ንልዑል ፈጣሪ
ምስጋና ንከኣሊ ኩሉ
ምስጋና ንልዑል መድሓኒና
ምስጋና ኣብዚ ዘብጸሓካና
ንሕማምና ፈውሲ ዝኮንካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ካብ ጸሓይን ንፋስን ዘጽላልካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ንድካምና ዕረፍቲ ዝሃብካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ካብ መገሻና ብሰላም ዝመልስካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ምስጋና ኦ ምስጋና (4)
ምስጋና ንልዑል ፈጣሪ
ምስጋና ንከኣሊ ኩሉ
ምስጋና ንልዑል መድሓኒና
ምስጋና ኣብዚ ዘብጸሓካና
ጽኑዓት ልቢ ዝገበርካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ንድሕነትና ሂወት ዝወፈካልና ምስጋና ኦ ምስጋና
ሞጓሴኻ ዝገበርካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ደቂ ብርሃን ክንከውን ዘብቀዓካ ምስጋና ኦ ምስጋና
ምስጋና ኦ ምስጋና (4)
ምስጋና ንልዑል ፈጣሪ
ምስጋና ንከኣሊ ኩሉ
ምስጋና ንልዑል መድሓኒና
ምስጋና ኣብዚ ዘብጸሓካና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምስጋና
Msgana
VERSE 1
ምልኣት ልቢ ጥበብ ዘልበስካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ብመገዲ ሓቂ ዝመራሕካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ሂወት ክንለብስ ብርሃን ዝሃብካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ኣብቲ ቅዱስ ቤትካ ፍቅርካ መግበና ምስጋና ኦ ምስጋና
CHORUS
ምስጋና ኦ ምስጋና (4)
ምስጋና ንልዑል ፈጣሪ
ምስጋና ንከኣሊ ኩሉ
ምስጋና ንልዑል መድሓኒና
ምስጋና ኣብዚ ዘብጸሓካና
VERSE 2
ንሕማምና ፈውሲ ዝኮንካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ካብ ጸሓይን ንፋስን ዘጽላልካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ንድካምና ዕረፍቲ ዝሃብካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ካብ መገሻና ብሰላም ዝመልስካና ምስጋና ኦ ምስጋና
CHORUS
ምስጋና ኦ ምስጋና (4)
ምስጋና ንልዑል ፈጣሪ
ምስጋና ንከኣሊ ኩሉ
ምስጋና ንልዑል መድሓኒና
ምስጋና ኣብዚ ዘብጸሓካና
VERSE 3
ጽኑዓት ልቢ ዝገበርካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ንድሕነትና ሂወት ዝወፈካልና ምስጋና ኦ ምስጋና
ሞጓሴኻ ዝገበርካና ምስጋና ኦ ምስጋና
ደቂ ብርሃን ክንከውን ዘብቀዓካ ምስጋና ኦ ምስጋና
CHORUS
ምስጋና ኦ ምስጋና (4)
ምስጋና ንልዑል ፈጣሪ
ምስጋና ንከኣሊ ኩሉ
ምስጋና ንልዑል መድሓኒና
ምስጋና ኣብዚ ዘብጸሓካና