ካብ ሓመድ ኣልዒልካ ፈጢርካኒ
Lyrics
ጸጋኻ ኣብ ሂወተይ ስለትበልጽ
ብመንፈስ ቅዱስካ ልሳነይ ቀድስ
ንስኻ ኦኢየሱሰይ ዘልኣለም ልዕለይ ትነግስ
ተመስገን ክብለካ ኣምላኸይ
ስለኩሉ ዝገበርካ ኣብ ሂወተይ
ካብ ሓመድ ኣልዒልካ ፈጢርካኒ
ንስኻ እምበር ክበር ኣነስ ባህ ክብለኒ
ጻድቕ ከም ሆሳእና ክልምልም ኢዩ
ከም ጽሕዲ ሊባኖስ ክበዝሕ ኢዩ
ኣብ ቤትካ ኦ እግዚኣቢሄር፡ ኣብ ገበላ ቤትካ ክዕምብብ ኢዩ
ተመስገን ክብለካ ኣምላኸይ
ስለኩሉ ዝገበርካ ኣብ ሂወተይ
ካብ ሓመድ ኣልዒልካ ፈጢርካኒ
ንስኻ እምበር ክበር ኣነስ ባህ ክብለኒ
ኦ እግዚኣብሄር ብርሃን ናይ ልበይ
‘ቲ ክቡር ቃላትካ ነዓይ መግበይ
ንስኻ ኦኣምላኸይ፡ኣብ ጽሞና ለይቲ ንዓይ ትርኣሰይ
ተመስገን ክብለካ ኣምላኸይ
ስለኩሉ ዝገበርካ ኣብ ሂወተይ
ካብ ሓመድ ኣልዒልካ ፈጢርካኒ
ንስኻ እምበር ክበር ኣነስ ባህ ክብለኒ
ኦኣምላኸይ ስማዕ ጸሎተይ
ኩሉ ጊዜ ባርኽ ንልበይ
ኦ ልዑል ጎይታ፡ሓጋዚ ድኻመይ መራሕ መንገደይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ካብ ሓመድ ኣልዒልካ ፈጢርካኒ
Kab hamed alilka fetirkani
VERSE 1
ጸጋኻ ኣብ ሂወተይ ስለትበልጽ
ብመንፈስ ቅዱስካ ልሳነይ ቀድስ
ንስኻ ኦኢየሱሰይ ዘልኣለም ልዕለይ ትነግስ
CHORUS
ተመስገን ክብለካ ኣምላኸይ
ስለኩሉ ዝገበርካ ኣብ ሂወተይ
ካብ ሓመድ ኣልዒልካ ፈጢርካኒ
ንስኻ እምበር ክበር ኣነስ ባህ ክብለኒ
VERSE 2
ጻድቕ ከም ሆሳእና ክልምልም ኢዩ
ከም ጽሕዲ ሊባኖስ ክበዝሕ ኢዩ
ኣብ ቤትካ ኦ እግዚኣቢሄር፡ ኣብ ገበላ ቤትካ ክዕምብብ ኢዩ
CHORUS
ተመስገን ክብለካ ኣምላኸይ
ስለኩሉ ዝገበርካ ኣብ ሂወተይ
ካብ ሓመድ ኣልዒልካ ፈጢርካኒ
ንስኻ እምበር ክበር ኣነስ ባህ ክብለኒ
VERSE 3
ኦ እግዚኣብሄር ብርሃን ናይ ልበይ
‘ቲ ክቡር ቃላትካ ነዓይ መግበይ
ንስኻ ኦኣምላኸይ፡ኣብ ጽሞና ለይቲ ንዓይ ትርኣሰይ
CHORUS
ተመስገን ክብለካ ኣምላኸይ
ስለኩሉ ዝገበርካ ኣብ ሂወተይ
ካብ ሓመድ ኣልዒልካ ፈጢርካኒ
ንስኻ እምበር ክበር ኣነስ ባህ ክብለኒ
VERSE 4
ኦኣምላኸይ ስማዕ ጸሎተይ
ኩሉ ጊዜ ባርኽ ንልበይ
ኦ ልዑል ጎይታ፡ሓጋዚ ድኻመይ መራሕ መንገደይ