ሓለፋ ኣለዎ
Lyrics
ክሓስብ ክጭነቅ እናነባዕኩ
ንብዓተይ ይደርዝ ብበረኽቱ
ስለይ ይሓልፈለይ ይብጀወለይ
ንዓይ ምፍቃሩሲ ሓለፋ ኣለዎ
ሓለፋ ኣለዎ /2/
ኣምላኽይ ፍቅርኻ ሓለፋ ኣለዎ
ኢየሱሰይ ፍቅርኻስ /2/ ብይኑ'ዩ በይኑ /2/
ኣብ ውሽጢ ልበይ /2/ ጓይሪ ፈጢሩ የንድደኒሎ(2)
ስለይ ንኽትበል መስቀል ዝወዓልካ
ምእንታይ ኢልካ'ውን ደምካ ዝርሃጽካ
ኣምላኽይ ፍቅርኻ ብሓቂ ፍሉይ'ዩ
ሓለፋ ኣለዎ ጎይታየ ፍቅርኻ
ሓለፋ ኣለዎ /2/
ኣምላኽይ ፍቅርኻ ሓለፋ ኣለዎ
ኢየሱሰይ ፍቅርኻስ /2/ ብይኑ'ዩ በይኑ /2/
ኣብ ውሽጢ ልበይ /2/ ጓይሪ ፈጢሩ የንድደኒሎ(2)
ንዓይ ንባርያኻ ኣፍቂርካኒ ኢኻ
ስለ ፍቅረይ ኢልካ ብዙሕ ተሳቐኻ
ክሳብ ኣብ መስቀል'ውን ሕይወትካ ዘሕለፍካ
ሓለፋ ኣለዎ ኣምላኽይ ፍቅርኻ
ሓለፋ ኣለዎ /2/
ኣምላኽይ ፍቅርኻ ሓለፋ ኣለዎ
ኢየሱሰይ ፍቅርኻስ /2/ ብይኑ'ዩ በይኑ /2/
ኣብ ውሽጢ ልበይ /2/ ጓይሪ ፈጢሩ የንድደኒሎ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሓለፋ ኣለዎ
Halefa alewo
VERSE 1
ክሓስብ ክጭነቅ እናነባዕኩ
ንብዓተይ ይደርዝ ብበረኽቱ
ስለይ ይሓልፈለይ ይብጀወለይ
ንዓይ ምፍቃሩሲ ሓለፋ ኣለዎ
CHORUS
ሓለፋ ኣለዎ /2/
ኣምላኽይ ፍቅርኻ ሓለፋ ኣለዎ
ኢየሱሰይ ፍቅርኻስ /2/ ብይኑ'ዩ በይኑ /2/
ኣብ ውሽጢ ልበይ /2/ ጓይሪ ፈጢሩ የንድደኒሎ(2)
VERSE 2
ስለይ ንኽትበል መስቀል ዝወዓልካ
ምእንታይ ኢልካ'ውን ደምካ ዝርሃጽካ
ኣምላኽይ ፍቅርኻ ብሓቂ ፍሉይ'ዩ
ሓለፋ ኣለዎ ጎይታየ ፍቅርኻ
CHORUS
ሓለፋ ኣለዎ /2/
ኣምላኽይ ፍቅርኻ ሓለፋ ኣለዎ
ኢየሱሰይ ፍቅርኻስ /2/ ብይኑ'ዩ በይኑ /2/
ኣብ ውሽጢ ልበይ /2/ ጓይሪ ፈጢሩ የንድደኒሎ(2)
VERSE 3
ንዓይ ንባርያኻ ኣፍቂርካኒ ኢኻ
ስለ ፍቅረይ ኢልካ ብዙሕ ተሳቐኻ
ክሳብ ኣብ መስቀል'ውን ሕይወትካ ዘሕለፍካ
ሓለፋ ኣለዎ ኣምላኽይ ፍቅርኻ
CHORUS
ሓለፋ ኣለዎ /2/
ኣምላኽይ ፍቅርኻ ሓለፋ ኣለዎ
ኢየሱሰይ ፍቅርኻስ /2/ ብይኑ'ዩ በይኑ /2/
ኣብ ውሽጢ ልበይ /2/ ጓይሪ ፈጢሩ የንድደኒሎ(2)