ጓሳ ኮንካኒ
Lyrics
ካብቲ መንገዲ ምስ ኣግለስኩ
ካብቲ ደንቤኻ ምስ ረሐቕኩ
ብምሕረትካ ስሒብካኒ
ናብ ምውቕ ቤትካ መሊስካኒ።
ምስቆረርኩ ጸጋ ተልብሰኒ
ምስ ዘማእኩ ማይ ሕይወት ተስትየኒ
ምስ ደኸምኩ ሐይሊ ትህበኒ
ሕያዋይ ጓሳ ኮይንካኒ።
ማይ ምስ ጸማእኩ ተርውየኒ
ካብ ኩሉ ድኻመይ ተዕርፈኒ
ብኢደይ ሒዝካ ትመርሐኒ
እቶም ዕቡያት ማያት ከየጥሕሉኒ።
ምስቆረርኩ ጸጋ ተልብሰኒ
ምስ ዘማእኩ ማይ ሕይወት ተስትየኒ
ምስ ደኸምኩ ሐይሊ ትህበኒ
ሕያዋይ ጓሳ ኮይንካኒ።
ካብ ባርነት ግብጺ ናብ ሓርነት
ናብ ዘደንቅ ብርሃን ኣስጊርካኒ
ንጸላኢ ትሕተይ እናቐጥቀጥካ
መንገደይ ብዓወት እናመራሕካ።
ምስቆረርኩ ጸጋ ተልብሰኒ
ምስ ዘማእኩ ማይ ሕይወት ተስትየኒ
ምስ ደኸምኩ ሐይሊ ትህበኒ
ሕያዋይ ጓሳ ኮይንካኒ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጓሳ ኮንካኒ
Guasa konkani
VERSE 1
ካብቲ መንገዲ ምስ ኣግለስኩ
ካብቲ ደንቤኻ ምስ ረሐቕኩ
ብምሕረትካ ስሒብካኒ
ናብ ምውቕ ቤትካ መሊስካኒ።
CHORUS
ምስቆረርኩ ጸጋ ተልብሰኒ
ምስ ዘማእኩ ማይ ሕይወት ተስትየኒ
ምስ ደኸምኩ ሐይሊ ትህበኒ
ሕያዋይ ጓሳ ኮይንካኒ።
VERSE 2
ማይ ምስ ጸማእኩ ተርውየኒ
ካብ ኩሉ ድኻመይ ተዕርፈኒ
ብኢደይ ሒዝካ ትመርሐኒ
እቶም ዕቡያት ማያት ከየጥሕሉኒ።
CHORUS
ምስቆረርኩ ጸጋ ተልብሰኒ
ምስ ዘማእኩ ማይ ሕይወት ተስትየኒ
ምስ ደኸምኩ ሐይሊ ትህበኒ
ሕያዋይ ጓሳ ኮይንካኒ።
VERSE 3
ካብ ባርነት ግብጺ ናብ ሓርነት
ናብ ዘደንቅ ብርሃን ኣስጊርካኒ
ንጸላኢ ትሕተይ እናቐጥቀጥካ
መንገደይ ብዓወት እናመራሕካ።
CHORUS
ምስቆረርኩ ጸጋ ተልብሰኒ
ምስ ዘማእኩ ማይ ሕይወት ተስትየኒ
ምስ ደኸምኩ ሐይሊ ትህበኒ
ሕያዋይ ጓሳ ኮይንካኒ።

