ኢየሱስ ስለ ሓጥያተይ
Lyrics
ኢየሱስ ስለ ሓጥያተይ ተበጂኻለይ
ኣብ መስቀል ውዒልካ ዝሞትካለይ (2)
ኣነስ ነዓኻ ክዝምረልካ’የ
ብኹልንትናይ ክውድሰካ’የ (2)
ክዕልለልካ ከማስወልካ
ዝገበርካለይ ከመስግነካ (2)
በቲ ደምካ ብህያው ፍቕርኻ
ሓጥያተይ ሓጺብካ
በዕጽምትኻ ኢየሱስ ነፍሰይ ከሊልካ(2)
ከም ፈልፋሊ ዒላ ዘይነጽፍ ዛራ ማይ
ፍቕርኻ ጠጢዑ ኣትዪ ኣብ ኣዕጽምተይ (2)
መግለጺ ሰናይካ ቃላት ስኢነልካ
እነኹ የመስግን ኮይነ ኣብ ትሕቴኻ (2)
ንኹሉ ውዕለትካ ክዝምረልካ ኣሜን
ክውድሰካ ኣሜን ከመስግነካ ኣሃሃይ
መልሓልሰይ ንኽብርኻ ይገልጽ ኣሎ ኣዳምጾ(2)
ይገልጽ ኣሎ ኣሃሃይ
ልሳነይ ንሞጎስካ የዕልል ኣሎ ተቐበሎ (2)
የዕልል ኣሎ ኣሃሃይ
መዝሙረይ ውዳሴኻ ይቓልሕ ኣሎ ኣሜን (2)
ይቃልሕ ኣሎ ኣሃሃይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኢየሱስ ስለ ሓጥያተይ
Eyesus sle hatiyatey
VERSE 1
ኢየሱስ ስለ ሓጥያተይ ተበጂኻለይ
ኣብ መስቀል ውዒልካ ዝሞትካለይ (2)
VERSE 2
ኣነስ ነዓኻ ክዝምረልካ’የ
ብኹልንትናይ ክውድሰካ’የ (2)
ክዕልለልካ ከማስወልካ
ዝገበርካለይ ከመስግነካ (2)
VERSE 3
በቲ ደምካ ብህያው ፍቕርኻ
ሓጥያተይ ሓጺብካ
በዕጽምትኻ ኢየሱስ ነፍሰይ ከሊልካ(2)
VERSE 4
ከም ፈልፋሊ ዒላ ዘይነጽፍ ዛራ ማይ
ፍቕርኻ ጠጢዑ ኣትዪ ኣብ ኣዕጽምተይ (2)
መግለጺ ሰናይካ ቃላት ስኢነልካ
እነኹ የመስግን ኮይነ ኣብ ትሕቴኻ (2)
VERSE 5
ንኹሉ ውዕለትካ ክዝምረልካ ኣሜን
ክውድሰካ ኣሜን ከመስግነካ ኣሃሃይ
መልሓልሰይ ንኽብርኻ ይገልጽ ኣሎ ኣዳምጾ(2)
ይገልጽ ኣሎ ኣሃሃይ
VERSE 6
ልሳነይ ንሞጎስካ የዕልል ኣሎ ተቐበሎ (2)
የዕልል ኣሎ ኣሃሃይ
መዝሙረይ ውዳሴኻ ይቓልሕ ኣሎ ኣሜን (2)
ይቃልሕ ኣሎ ኣሃሃይ