ብእምነት ክጋደል'የ
Lyrics
ኣብ ሐዊ ብሐዊ ምስትሓልፍ ንትብሎ እንዳዘከርኩ
ኣብ ማይ ብማያት ምስትሓልፍ ንትብሎ እንዳሓስብኩ
ኣብ ሕማመይ ንሕማመይ ኩሉ ዝጾሮ
እንዳስተንተንኩ ብእምነት እጉዓዝ ኣለኹ።
ብእምነት ክጋደል'የ ብእምነት ክጐይ'የ
ብእምነት ክግስግስ'የ ብእምነት ክጐዓዝ'የ
ብእምነት ናብ ዓስቢ ዓውት።
ድያብሎስ ኣብ ዙርያኹም ከም ኣንበሳ ይጓዝም
ምስ ስጋን ደምን ኣይኮነን ቅልስና ንዝብል
ዝነገረን ዝመሃረንን ህያው ቃል እናሓሰብኩ
ብእምነት እጋደል ኣለኹ።
ብእምነት ክጋደል'የ ብእምነት ክጐይ'የ
ብእምነት ክግስግስ'የ ብእምነት ክጐዓዝ'የ
ብእምነት ናብ ዓስቢ ዓውት።
ሕጂ ብዋግዋግ መነጽር ንርእዮ ዘሎና
ብእምነት'ውን ኣኽሊል ንምጭባጥ ንጐይ ኣለና
ድሓር ግን ንኽቡር ገጹ ክንርእዮ ኢና
ምስኡ'ውን ንዘልዓለም ክንነግስ ኢና።
ኣሜን ኣሜን እልል ክንጋደል ኢና
ኣሜን ኣሜን ክንጐይይ ኢና ኣሜን ኣሜን ክንግስግስ ኢና
ኣሜን ገጽ ኢየሱስና ክንርእዮ ኢና (2)።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብእምነት ክጋደል'የ
Bemnet kgadel eye
VERSE 1
ኣብ ሐዊ ብሐዊ ምስትሓልፍ ንትብሎ እንዳዘከርኩ
ኣብ ማይ ብማያት ምስትሓልፍ ንትብሎ እንዳሓስብኩ
ኣብ ሕማመይ ንሕማመይ ኩሉ ዝጾሮ
እንዳስተንተንኩ ብእምነት እጉዓዝ ኣለኹ።
VERSE 3
ብእምነት ክጋደል'የ ብእምነት ክጐይ'የ
ብእምነት ክግስግስ'የ ብእምነት ክጐዓዝ'የ
ብእምነት ናብ ዓስቢ ዓውት።
VERSE 2
ድያብሎስ ኣብ ዙርያኹም ከም ኣንበሳ ይጓዝም
ምስ ስጋን ደምን ኣይኮነን ቅልስና ንዝብል
ዝነገረን ዝመሃረንን ህያው ቃል እናሓሰብኩ
ብእምነት እጋደል ኣለኹ።
VERSE 4
ብእምነት ክጋደል'የ ብእምነት ክጐይ'የ
ብእምነት ክግስግስ'የ ብእምነት ክጐዓዝ'የ
ብእምነት ናብ ዓስቢ ዓውት።
ሕጂ ብዋግዋግ መነጽር ንርእዮ ዘሎና
VERSE 5
ብእምነት'ውን ኣኽሊል ንምጭባጥ ንጐይ ኣለና
ድሓር ግን ንኽቡር ገጹ ክንርእዮ ኢና
ምስኡ'ውን ንዘልዓለም ክንነግስ ኢና።
CHORUS
ኣሜን ኣሜን እልል ክንጋደል ኢና
ኣሜን ኣሜን ክንጐይይ ኢና ኣሜን ኣሜን ክንግስግስ ኢና
ኣሜን ገጽ ኢየሱስና ክንርእዮ ኢና (2)።

