ረዳኢ
Lyrics
ፈተውቲ መሲሎም ሰባት ክቐርቡኒ
ዓለምን ፍትወታን ኣብ ማሕዩር ክኣስሩኒ
ኩሉ ዘይትርስዕ ረዳኢኣ ነፍሰይ
ኣብ ጸበባይ መጺእካ ኣናጊፍካያ ህይወተይ
ኣዝ፡ ረዳኢ ረዳኢየይ
ፈታዊ ፈታዊየይ
ሓላዪ ጸዋሪ ሽግረይ
ፈዋሲ ዘናኒ ቁስለይ
ኣብቲ ምድረ በዳ ምሳይ ኢኻ ኔርካ
ካብ ባሕሪ ሞት ብሓይልኻ ዘውጻእካ
ካብ ናብራ ናይ ጸልማት ናብ ብርሃን ዘስገርካ
ኩሉ መሊኡለይ ኣምላኸይ ሳላኻ
ኣዝ፡ ረዳኢ ረዳኢየይ
ፈታዊ ፈታዊየይ
ሓላዪ ጸዋሪ ሽግረይ
ፈዋሲ ዘናኒ ቁስለይ
ኣእምሮይ ክስሕት ሽግር በዚሑኒ
ፍረ ናይ መከራይ ንብዓት ክመጸኒ
ምሕረትካን ሳህልኻን በዚሕዋ ነፍሰይ
ብርሃንን ሓጎስን መሊእዎ መንገደይ
ኣዝ፡ ረዳኢ ረዳኢየይ
ፈታዊ ፈታዊየይ
ሓላዪ ጸዋሪ ሽግረይ
ፈዋሲ ዘናኒ ቁስለይ
አምላኸይ ኢኻ አምላኸይ
አምላኸይ ፈዋሲ ልበይ
ከኣሊ ዘናኒ ቁስለይ (2)
ፍትወይ ኢኻ ፍትወይ
ፍትወይ ጓሳ ንነፍሰይ
መሓሪ ኣፍቃሪ ልበይ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ረዳኢ
Redai
VERSE 1
ፈተውቲ መሲሎም ሰባት ክቐርቡኒ
ዓለምን ፍትወታን ኣብ ማሕዩር ክኣስሩኒ
ኩሉ ዘይትርስዕ ረዳኢኣ ነፍሰይ
ኣብ ጸበባይ መጺእካ ኣናጊፍካያ ህይወተይ
CHORUS
ኣዝ፡ ረዳኢ ረዳኢየይ
ፈታዊ ፈታዊየይ
ሓላዪ ጸዋሪ ሽግረይ
ፈዋሲ ዘናኒ ቁስለይ
VERSE 2
ኣብቲ ምድረ በዳ ምሳይ ኢኻ ኔርካ
ካብ ባሕሪ ሞት ብሓይልኻ ዘውጻእካ
ካብ ናብራ ናይ ጸልማት ናብ ብርሃን ዘስገርካ
ኩሉ መሊኡለይ ኣምላኸይ ሳላኻ
CHORUS
ኣዝ፡ ረዳኢ ረዳኢየይ
ፈታዊ ፈታዊየይ
ሓላዪ ጸዋሪ ሽግረይ
ፈዋሲ ዘናኒ ቁስለይ
VERSE 3
ኣእምሮይ ክስሕት ሽግር በዚሑኒ
ፍረ ናይ መከራይ ንብዓት ክመጸኒ
ምሕረትካን ሳህልኻን በዚሕዋ ነፍሰይ
ብርሃንን ሓጎስን መሊእዎ መንገደይ
CHORUS
ኣዝ፡ ረዳኢ ረዳኢየይ
ፈታዊ ፈታዊየይ
ሓላዪ ጸዋሪ ሽግረይ
ፈዋሲ ዘናኒ ቁስለይ
VERSE 4
አምላኸይ ኢኻ አምላኸይ
አምላኸይ ፈዋሲ ልበይ
ከኣሊ ዘናኒ ቁስለይ (2)
CHORUS
ፍትወይ ኢኻ ፍትወይ
ፍትወይ ጓሳ ንነፍሰይ
መሓሪ ኣፍቃሪ ልበይ(2)