ብምሕረት ሃብታም
Lyrics
ሕሉፍ ዘመን ህይወተይ ገለ ሰናይ ገለ ሰናይ፡ ዘይተረኽበኒ
ክዛረብ እንተ ኮይነ እንታይ ታሪኽ ኣሎኒ
ሓቑፍካ ሓቑፍካኒ ኣበሳይ ኣይጸብጸብካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ንሰማይ ዝደየብካ ሒዝካ ብዙሕ ምርኮ
መንገድን ሓቅን ህይወትን ኢየሱስ ኢኻ እንኮ
ዕድለይ ጸቢቑ ሓደ ካብኦም ኮይነ
ብግብረይ ኣይኮነን ብእምነትይ ብጸጋየ ድሒነ
ሕሉፍ ዘመን ህይወተይ ገለ ሰናይ ገለ ሰናይ፡ ዘይተረኽበኒ
ክዛረብ እንተ ኮይነ እንታይ ታሪኽ ኣሎኒ
ሓቑፍካ ሓቑፍካኒ ኣበሳይ ኣይጸብጸብካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
መስቀለይ ኣልዒለ ወሲነ ክስዕበካ
ብርታዔ ሓይሊ ኩነኒ ኣፍስሰለይ ጸጋኻ
ብመንፈስካ ምርሓኒ ካብ መስመር ከይወጽእ
ጥሒሰ ክኸይድ ጉያይ ክዉድእ
ሕሉፍ ዘመን ህይወተይ ገለ ሰናይ ገለ ሰናይ፡ ዘይተረኽበኒ
ክዛረብ እንተ ኮይነ እንታይ ታሪኽ ኣሎኒ
ሓቑፍካ ሓቑፍካኒ ኣበሳይ ኣይጸብጸብካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ምስክር ክኸዉን ንኽብርኻ ደዉ ኢለ
ናይ ክቡር ኣቕሓኻ ክኸውን ተመንየ
ኩሉንትናይ ቀድስ ንስኻ ኣባይ ተረአ
ተጠቀመለይ ጎይታ ንጽምኣተይ ርአ
ሕሉፍ ዘመን ህይወተይ ገለ ሰናይ ገለ ሰናይ፡ ዘይተረኽበኒ
ክዛረብ እንተ ኮይነ እንታይ ታሪኽ ኣሎኒ
ሓቑፍካ ሓቑፍካኒ ኣበሳይ ኣይጸብጸብካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብምሕረት ሃብታም
Bmhret Habtam
CHORUS
ሕሉፍ ዘመን ህይወተይ ገለ ሰናይ ገለ ሰናይ፡ ዘይተረኽበኒ
ክዛረብ እንተ ኮይነ እንታይ ታሪኽ ኣሎኒ
ሓቑፍካ ሓቑፍካኒ ኣበሳይ ኣይጸብጸብካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
VERSE 1
ንሰማይ ዝደየብካ ሒዝካ ብዙሕ ምርኮ
መንገድን ሓቅን ህይወትን ኢየሱስ ኢኻ እንኮ
ዕድለይ ጸቢቑ ሓደ ካብኦም ኮይነ
ብግብረይ ኣይኮነን ብእምነትይ ብጸጋየ ድሒነ
CHORUS
ሕሉፍ ዘመን ህይወተይ ገለ ሰናይ ገለ ሰናይ፡ ዘይተረኽበኒ
ክዛረብ እንተ ኮይነ እንታይ ታሪኽ ኣሎኒ
ሓቑፍካ ሓቑፍካኒ ኣበሳይ ኣይጸብጸብካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
VERSE 2
መስቀለይ ኣልዒለ ወሲነ ክስዕበካ
ብርታዔ ሓይሊ ኩነኒ ኣፍስሰለይ ጸጋኻ
ብመንፈስካ ምርሓኒ ካብ መስመር ከይወጽእ
ጥሒሰ ክኸይድ ጉያይ ክዉድእ
CHORUS
ሕሉፍ ዘመን ህይወተይ ገለ ሰናይ ገለ ሰናይ፡ ዘይተረኽበኒ
ክዛረብ እንተ ኮይነ እንታይ ታሪኽ ኣሎኒ
ሓቑፍካ ሓቑፍካኒ ኣበሳይ ኣይጸብጸብካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
VERSE 3
ምስክር ክኸዉን ንኽብርኻ ደዉ ኢለ
ናይ ክቡር ኣቕሓኻ ክኸውን ተመንየ
ኩሉንትናይ ቀድስ ንስኻ ኣባይ ተረአ
ተጠቀመለይ ጎይታ ንጽምኣተይ ርአ
CHORUS
ሕሉፍ ዘመን ህይወተይ ገለ ሰናይ ገለ ሰናይ፡ ዘይተረኽበኒ
ክዛረብ እንተ ኮይነ እንታይ ታሪኽ ኣሎኒ
ሓቑፍካ ሓቑፍካኒ ኣበሳይ ኣይጸብጸብካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን
ብምሕረት ሃብታም ኢኻ፡ ጎይታ ከም ሰብ ኣይኮንካን