ምልክዕቲ ርግቢት
Lyrics
ሰማያትን ምድርን ዘይሕዝዎ ጸዳል
ኣብ ከርሳ ጸረቶ ድምቀት ጸሓይ ብርሃን
ማዕረ ህያው ገነት ፍጽምቲ ሙዳይ
ኣብዛ እሳት ምድሪ ካልአይቲ ሰማይ
ዕውትን ንጽህትን ስልምቲ ኣዳራሽ
ዘይትጠፍእ ብርሃን ዘይትፈርስ መቅደስ
ምልክዕቲ ርግቢት ናይ ቅዱሳን ጸግዒ
ዘይትመክኽ ጥዋፍ ዘይትበርስ ጽንዒ
ኣኽሊል ክብሪ ኣብ ርእሳ ደፊኣ
ንግስነት ሰማያት ኣብ ኢዳ ጨቢጣ
ማርያም(3) ማርያም ኣደ ጎይታ
ካብ ወላዲት ኣምላኽ ርስሓት ዘይብላ
ካብዛ ጽድቒ ጸሓይ ኮኾብ በሪቑልና
መንፈሳዊት ጽዋእ ከተማ መድሓኒ
ንሳ ማሕደር ልዑል ንጉስ ሰማይ ምድሪ
ዕውትን ንጽህትን ስልምቲ ኣዳራሽ
ዘይትጠፍእ ብርሃን ዘይትፈርስ መቅደስ
ምልክዕቲ ርግቢት ናይ ቅዱሳን ጸግዒ
ዘይትመክኽ ጥዋፍ ዘይትበርስ ጽንዒ
ኣኽሊል ክብሪ ኣብ ርእሳ ደፊኣ
ንግስነት ሰማያት ኣብ ኢዳ ጨቢጣ
ማርያም(3) ማርያም ኣደ ጎይታ
ኣልማዛዊት መሶብ ወገናታ ወርቂ
ሓዘት ጽላት ናይ ጻድቓን ቅድስቲ
ኪሩቤል ሱራፌል ዘኽበብዋ መቅደስ
ጥንቲ ካብ ዘይብሉ እተብርህ ፋኑስ
ዕውትን ንጽህትን ስልምቲ ኣዳራሽ
ዘይትጠፍእ ብርሃን ዘይትፈርስ መቅደስ
ምልክዕቲ ርግቢት ናይ ቅዱሳን ጸግዒ
ዘይትመክኽ ጥዋፍ ዘይትበርስ ጽንዒ
ኣኽሊል ክብሪ ኣብ ርእሳ ደፊኣ
ንግስነት ሰማያት ኣብ ኢዳ ጨቢጣ
ማርያም(3) ማርያም ኣደ ጎይታ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምልክዕቲ ርግቢት
Mlkiti rgbit
VERSE 1
ሰማያትን ምድርን ዘይሕዝዎ ጸዳል
ኣብ ከርሳ ጸረቶ ድምቀት ጸሓይ ብርሃን
ማዕረ ህያው ገነት ፍጽምቲ ሙዳይ
ኣብዛ እሳት ምድሪ ካልአይቲ ሰማይ
CHORUS
ዕውትን ንጽህትን ስልምቲ ኣዳራሽ
ዘይትጠፍእ ብርሃን ዘይትፈርስ መቅደስ
ምልክዕቲ ርግቢት ናይ ቅዱሳን ጸግዒ
ዘይትመክኽ ጥዋፍ ዘይትበርስ ጽንዒ
ኣኽሊል ክብሪ ኣብ ርእሳ ደፊኣ
ንግስነት ሰማያት ኣብ ኢዳ ጨቢጣ
ማርያም(3) ማርያም ኣደ ጎይታ
VERSE 2
ካብ ወላዲት ኣምላኽ ርስሓት ዘይብላ
ካብዛ ጽድቒ ጸሓይ ኮኾብ በሪቑልና
መንፈሳዊት ጽዋእ ከተማ መድሓኒ
ንሳ ማሕደር ልዑል ንጉስ ሰማይ ምድሪ
CHORUS
ዕውትን ንጽህትን ስልምቲ ኣዳራሽ
ዘይትጠፍእ ብርሃን ዘይትፈርስ መቅደስ
ምልክዕቲ ርግቢት ናይ ቅዱሳን ጸግዒ
ዘይትመክኽ ጥዋፍ ዘይትበርስ ጽንዒ
ኣኽሊል ክብሪ ኣብ ርእሳ ደፊኣ
ንግስነት ሰማያት ኣብ ኢዳ ጨቢጣ
ማርያም(3) ማርያም ኣደ ጎይታ
VERSE 3
ኣልማዛዊት መሶብ ወገናታ ወርቂ
ሓዘት ጽላት ናይ ጻድቓን ቅድስቲ
ኪሩቤል ሱራፌል ዘኽበብዋ መቅደስ
ጥንቲ ካብ ዘይብሉ እተብርህ ፋኑስ
CHORUS
ዕውትን ንጽህትን ስልምቲ ኣዳራሽ
ዘይትጠፍእ ብርሃን ዘይትፈርስ መቅደስ
ምልክዕቲ ርግቢት ናይ ቅዱሳን ጸግዒ
ዘይትመክኽ ጥዋፍ ዘይትበርስ ጽንዒ
ኣኽሊል ክብሪ ኣብ ርእሳ ደፊኣ
ንግስነት ሰማያት ኣብ ኢዳ ጨቢጣ
ማርያም(3) ማርያም ኣደ ጎይታ