እግዚኣብሔር ሰላምና’ዩ እሞ
Lyrics
ኩሉ ብርኪ ዝሰግደሉ
ረምዕ ገማዕ ውን ዝብለሉ
ኣቱም ህዝቢ ኣመስግኑ
ንኣምላኽና ዓልልሉ
እግዚኣብሔር ሰላምና’ዩ’ሞ
ንእግዚኣብሔር ክብሪ ንሃቦ
እግዚኣብሔር ኣምላኽና’ዩ’ሞ
ብምስጋና ልዕል ነብሎ
ብምሕረቱ ዝተመተና
ኣብ ኣእዳዉ ዝወቀጠና
ዕዳ ከፊሉ ሂወት ሂቡና
ይውሕዶ’ካ ስብሃት ምስጋና
እግዚኣብሔር ሰላምና’ዩ’ሞ
ንእግዚኣብሔር ክብሪ ንሃቦ
እግዚኣብሔር ኣምላኽና’ዩ’ሞ
ብምስጋና ልዕል ነብሎ
እቲ ሓሲሩ ዘክበረና
ርእሲ መኣዝን ዝገበረና
ቀጽርታትና ኣብ ዓይኑ’ዩ
ሓላዊና ኣይታከስን’ዩ
እግዚኣብሔር ሰላምና’ዩ’ሞ
ንእግዚኣብሔር ክብሪ ንሃቦ
እግዚኣብሔር ኣምላኽና’ዩ’ሞ
ብምስጋና ልዕል ነብሎ
ልሳናትና ሰሓቅ እልልታ
ልባትና’ውን ሓጎስ ምስ ደስታ
ዘንጀርበበ ድንቂ ጎይታ’ዩ
ኣብ ዘመናት መስተንክር ስርሑ
እግዚኣብሔር ሰላምና’ዩ’ሞ
ንእግዚኣብሔር ክብሪ ንሃቦ
እግዚኣብሔር ኣምላኽና’ዩ’ሞ
ብምስጋና ልዕል ነብሎ
ብምስጋና ልዕል ነብሎ
ብውዳሴ ልዕል ነብሎ
ብሸብሸባ ልዕል ነብሎ
ብሳዕስዒት ልዕል ነብሎ
ብእልልታ ልዕል ነብሎ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እግዚኣብሔር ሰላምና’ዩ እሞ
Egziabhier Selamna Eyu Imo
VERSE 1
ኩሉ ብርኪ ዝሰግደሉ
ረምዕ ገማዕ ውን ዝብለሉ
ኣቱም ህዝቢ ኣመስግኑ
ንኣምላኽና ዓልልሉ
CHORUS
እግዚኣብሔር ሰላምና’ዩ’ሞ
ንእግዚኣብሔር ክብሪ ንሃቦ
እግዚኣብሔር ኣምላኽና’ዩ’ሞ
ብምስጋና ልዕል ነብሎ
VERSE 2
ብምሕረቱ ዝተመተና
ኣብ ኣእዳዉ ዝወቀጠና
ዕዳ ከፊሉ ሂወት ሂቡና
ይውሕዶ’ካ ስብሃት ምስጋና
CHORUS
እግዚኣብሔር ሰላምና’ዩ’ሞ
ንእግዚኣብሔር ክብሪ ንሃቦ
እግዚኣብሔር ኣምላኽና’ዩ’ሞ
ብምስጋና ልዕል ነብሎ
VERSE 3
እቲ ሓሲሩ ዘክበረና
ርእሲ መኣዝን ዝገበረና
ቀጽርታትና ኣብ ዓይኑ’ዩ
ሓላዊና ኣይታከስን’ዩ
CHORUS
እግዚኣብሔር ሰላምና’ዩ’ሞ
ንእግዚኣብሔር ክብሪ ንሃቦ
እግዚኣብሔር ኣምላኽና’ዩ’ሞ
ብምስጋና ልዕል ነብሎ
VERSE 4
ልሳናትና ሰሓቅ እልልታ
ልባትና’ውን ሓጎስ ምስ ደስታ
ዘንጀርበበ ድንቂ ጎይታ’ዩ
ኣብ ዘመናት መስተንክር ስርሑ
CHORUS
እግዚኣብሔር ሰላምና’ዩ’ሞ
ንእግዚኣብሔር ክብሪ ንሃቦ
እግዚኣብሔር ኣምላኽና’ዩ’ሞ
ብምስጋና ልዕል ነብሎ
ብምስጋና ልዕል ነብሎ
ብውዳሴ ልዕል ነብሎ
ብሸብሸባ ልዕል ነብሎ
ብሳዕስዒት ልዕል ነብሎ
ብእልልታ ልዕል ነብሎ