ክንዲ ኩሉ
Lyrics
ሽግረይ በዚሑ ምጻር ክኣብየኒ
ሓጋዚ ዘይብለይ በይነይ ክመስለኒ
ኩሉ ሰልክዩኒ ምንባር ከጽልኣኒ
ክንዲ ኩሉ ግን ኔሩ ንኽድግፈኒ
ኣብዚ ዘለኽዎ መታን ከብጽሓኒ
ክንዲ ኹሉ
ክንዲ ኣቦ ክንዲ ኣደ
ክንዲ ሓዊ ሓፍቲ ቀረባ ቤተሰብ
መሓዛ ወይ ዓርኪ
ኢየሱስ ክንዲ ኹሉ ክንዲ ኹሉ ኢኻ ንዓይ
ኣብ ኩሉ ምዕራፋት ሂወተይ ዝረኽበካ ኣብ ጎድነይ
ክንዲ ኹሉ . . .
ጸላኢ ተንስአ ኣብ ልዕለይ ክዕወት
ሰናይ መደብ ኣምላኽ ኣብ ልዕለይ ከይፍጸም (2)
ሓሶቱ ነዚሑ ሞተይ ክነግረኒ
ዋጋ ከምዘይብሉ ጻዕረይ ከእምነኒ (2)
ክንዲ ኺሉ እንደሞ ኣለኹልካ ኢሉኒ
ንዕለት ናይ ሞተይ ንኸሳግረኒ
ክንዲ ኹሉ
ክንዲ ኣቦ ክንዲ ኣደ
ክንዲ ሓዊ ሓፍቲ ቀረባ ቤተሰብ
መሓዛ ወይ ዓርኪ
ኢየሱስ ክንዲ ኹሉ ክንዲ ኹሉ ኢኻ ንዓይ
ኣብ ኩሉ ምዕራፋት ሂወተይ ዝረኽበካ ኣብ ጎድነይ
ክንዲ ኹሉ . . .
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ክንዲ ኩሉ
Kndi Kulu
Verse 1
ሽግረይ በዚሑ ምጻር ክኣብየኒ
ሓጋዚ ዘይብለይ በይነይ ክመስለኒ
ኩሉ ሰልክዩኒ ምንባር ከጽልኣኒ
ክንዲ ኩሉ ግን ኔሩ ንኽድግፈኒ
ኣብዚ ዘለኽዎ መታን ከብጽሓኒ
Chorus
ክንዲ ኹሉ
ክንዲ ኣቦ ክንዲ ኣደ
ክንዲ ሓዊ ሓፍቲ ቀረባ ቤተሰብ
መሓዛ ወይ ዓርኪ
ኢየሱስ ክንዲ ኹሉ ክንዲ ኹሉ ኢኻ ንዓይ
ኣብ ኩሉ ምዕራፋት ሂወተይ ዝረኽበካ ኣብ ጎድነይ
ክንዲ ኹሉ . . .
Verse
ጸላኢ ተንስአ ኣብ ልዕለይ ክዕወት
ሰናይ መደብ ኣምላኽ ኣብ ልዕለይ ከይፍጸም (2)
ሓሶቱ ነዚሑ ሞተይ ክነግረኒ
ዋጋ ከምዘይብሉ ጻዕረይ ከእምነኒ (2)
ክንዲ ኺሉ እንደሞ ኣለኹልካ ኢሉኒ
ንዕለት ናይ ሞተይ ንኸሳግረኒ
Chorus
ክንዲ ኹሉ
ክንዲ ኣቦ ክንዲ ኣደ
ክንዲ ሓዊ ሓፍቲ ቀረባ ቤተሰብ
መሓዛ ወይ ዓርኪ
ኢየሱስ ክንዲ ኹሉ ክንዲ ኹሉ ኢኻ ንዓይ
ኣብ ኩሉ ምዕራፋት ሂወተይ ዝረኽበካ ኣብ ጎድነይ
ክንዲ ኹሉ . . .

