ምስጋርና ኣኺሉ
Lyrics
ምስጋርና ኣኺሉ ምስጋርና
ንዑናይ ንሳገሮ እየሱስ ይብል ኣሎ
እቲ ብቕድሜና ዘሎ ማዕበል ግዲ ኣይንግበረሉ
እየሱስ ከህድ ኦ እዩ ንጭንቀትና ርእዩ
ንኪድ ደኣ ንሳገር ምእንቲ ከነበስር
ነዚኣ ህርይቲ ዓመት እግዚኣብሔር
ምስጋርና ኣኺሉ ምስጋርና
ንዑናይ ንሳገሮ እየሱስ ይብል ኣሎ
ኣብ ኣገልግሎትና ሓዲሽ ተመኩሮ
ኣብ ኣነባብራና ነጥበ መቀይሮ
እቲ ዓቢ ፍቕሪ ናይ እግዚኣብሔር
ብዕምቆት ክንርድኦ ንዑናይ ንሳገር
ምስጋርና ኣኺሉ ምስጋርና
ንዑናይ ንሳገሮ እየሱስ ይብል ኣሎ
ወንጌል ክብሰሮም ንኹሎም ድኻታት
ክኸዱ ሓንካሳት ክርእዩ ዕውራት
ክሓውዩ ሕሙማት ክትንስኡ ምውታት
ንኺድ ንሳገሮ ይብል ኣሎ እየሱስ
ምስጋርና ኣኺሉ ምስጋርና
ንዑናይ ንሳገሮ እየሱስ ይብል ኣሎ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ምስጋርና ኣኺሉ
Msgarna Akilu
Chorus
ምስጋርና ኣኺሉ ምስጋርና
ንዑናይ ንሳገሮ እየሱስ ይብል ኣሎ
Verse 1
እቲ ብቕድሜና ዘሎ ማዕበል ግዲ ኣይንግበረሉ
እየሱስ ከህድ ኦ እዩ ንጭንቀትና ርእዩ
ንኪድ ደኣ ንሳገር ምእንቲ ከነበስር
ነዚኣ ህርይቲ ዓመት እግዚኣብሔር
Chorus
ምስጋርና ኣኺሉ ምስጋርና
ንዑናይ ንሳገሮ እየሱስ ይብል ኣሎ
Verse 2
ኣብ ኣገልግሎትና ሓዲሽ ተመኩሮ
ኣብ ኣነባብራና ነጥበ መቀይሮ
እቲ ዓቢ ፍቕሪ ናይ እግዚኣብሔር
ብዕምቆት ክንርድኦ ንዑናይ ንሳገር
Chorus
ምስጋርና ኣኺሉ ምስጋርና
ንዑናይ ንሳገሮ እየሱስ ይብል ኣሎ
Verse 3
ወንጌል ክብሰሮም ንኹሎም ድኻታት
ክኸዱ ሓንካሳት ክርእዩ ዕውራት
ክሓውዩ ሕሙማት ክትንስኡ ምውታት
ንኺድ ንሳገሮ ይብል ኣሎ እየሱስ
Chorus
ምስጋርና ኣኺሉ ምስጋርና
ንዑናይ ንሳገሮ እየሱስ ይብል ኣሎ

