Verse 1
ሽግረይ በዚሑ ምጻር ክኣብየኒ
ሓጋዚ ዘይብለይ በይነይ ክመስለኒ
ኩሉ ሰልክዩኒ ምንባር ከጽልኣኒ
ክንዲ ኩሉ ግን ኔሩ ንኽድግፈኒ
ኣብዚ ዘለኽዎ መታን ከብጽሓኒ