ወገን መስቀልካ'የ
Lyrics
ናይ መስቀለይ ክበድ ክስከም
ወሲነየ ንዓኻ ክኽተል
ኣይደልንየ ንዓለም
ኣይደልንየ ንዓለም
ካባኻ ርሒቐ ከይፍለ....
ካባኻ ርሒቐ ከይነብር
መስቀለይ ብትብዓት ክጸውር....
መዲበየ ንዓኻ ክስዕብ
ፍጹም ክሒደ ንዓለም
ፍጹም ክሒደ ንሰይጣን
ፍጹም ክሒደ ንስጋይ
ንዓኻ ክስዕብ‘ዩ ድላየይ..
ንዓኻ ክኽተል‘ዩ መደበይ
ኣብ ቀራንዮ ጎልጎልታ ክስዋዕየ ምሳኻ
ደምካ እናንጠብጠበ ክካፈል ስቓይካ
ፍትወይ ደግፈኒ ኢኻ
ኢየሱሰይ ደግፈኒ ኢኻ
ኣይክሕዶንየ ኣነ‘ስ ንስቃይካ
ኣይክሕዶንየ ኣነ‘ስ ንውዕለትካ
ኣረ ኣይክሕዶንየ ኣነ‘ስ ንፍቕርኻ...
ኣይጠልምን ንክስዕበካ
ስለይ ተዋረደ ስለይ እውን ቆሰለ.
ስለይ ተዋረደ
ስለይ እውን ቆሰለ.
ምእንታይ እውን ሞተ፡
ምእንታይ እውን ሞተ
ምእንታይ እውን
ብሰሪ ሓጢኣተይ ብሰብ ተኸትከተ
ብሰሪ ገበነይ ፍጹም ተዋረደ
እናተጎተ ክሓልፍ ጎልጎልታ
ብግፍዒ ክቕበል መከራ
ከም በዳሊ ሓጥእ ተቆጺሩ
መን ኣሎ ንኢየሱስ ዝበለ ንጹሕዩ!
መን ኣሎ ዝዘከረ ሰናይ ግብሩ
ኣረ መን ኣሎኸ ከይስቀል ዝኣወጀ
መን ኣሎኸ ከይስቀል ዝደለየ
ከይስቀል ዝደለየ
ናይ መስቀልካ ወገን ክኸውን
ወሲነየ ንርእሰይ ክኽሕድ
ኣይደልንየ ናይ ዓለም
ኣይደልንየ ናይ ዓለም
ምሉእ ዓለም ረቢሐ እንታይ ይጠቅም
ኣብ ሃልሃልታ ነፍሰይ ንክትቅህም
ብግብርኻን ብቃልካን ክነብር
መዲበየ ውሉድካ ክኸውን
ፍጹም ክሒደ ንዓለም
ፍጹም ክሒደ ንሰይጣን
ፍጹም ክሒደ ንስጋይ
ንዓኻ ክስዕብ‘ዩ ድላየይ..
ንዓኻ ክኽተል‘ዩ መደበይ
ኣብ ቀራንዮ ጎልጎልታ ክስዋዕየ ምሳኻ
ደምካ እናንጠብጠበ ክካፈል ስቓይካ
ፍትወይ ደግፈኒ ኢኻ
ኢየሱሰይ ደግፈኒ ኢኻ
ኣይክሕዶንየ ኣነ‘ስ ንስቃይካ
ኣይክሕዶንየ ኣነ‘ስ ንውዕለትካ
ኣረ ኣይክሕዶንየ ኣነ‘ስ ንፍቕርኻ...
ኣይጠልምን ንክስዕበካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ወገን መስቀልካ'የ
Wegen Mesqelka Eye
Verse
ናይ መስቀለይ ክበድ ክስከም
ወሲነየ ንዓኻ ክኽተል
ኣይደልንየ ንዓለም
ኣይደልንየ ንዓለም
ካባኻ ርሒቐ ከይፍለ....
ካባኻ ርሒቐ ከይነብር
መስቀለይ ብትብዓት ክጸውር....
መዲበየ ንዓኻ ክስዕብ
Verse
ፍጹም ክሒደ ንዓለም
ፍጹም ክሒደ ንሰይጣን
ፍጹም ክሒደ ንስጋይ
ንዓኻ ክስዕብ‘ዩ ድላየይ..
ንዓኻ ክኽተል‘ዩ መደበይ
ኣብ ቀራንዮ ጎልጎልታ ክስዋዕየ ምሳኻ
ደምካ እናንጠብጠበ ክካፈል ስቓይካ
ፍትወይ ደግፈኒ ኢኻ
ኢየሱሰይ ደግፈኒ ኢኻ
ኣይክሕዶንየ ኣነ‘ስ ንስቃይካ
ኣይክሕዶንየ ኣነ‘ስ ንውዕለትካ
ኣረ ኣይክሕዶንየ ኣነ‘ስ ንፍቕርኻ...
ኣይጠልምን ንክስዕበካ
Verse
ስለይ ተዋረደ ስለይ እውን ቆሰለ.
ስለይ ተዋረደ
ስለይ እውን ቆሰለ.
ምእንታይ እውን ሞተ፡
ምእንታይ እውን ሞተ
ምእንታይ እውን
ብሰሪ ሓጢኣተይ ብሰብ ተኸትከተ
ብሰሪ ገበነይ ፍጹም ተዋረደ
Verse
እናተጎተ ክሓልፍ ጎልጎልታ
ብግፍዒ ክቕበል መከራ
ከም በዳሊ ሓጥእ ተቆጺሩ
መን ኣሎ ንኢየሱስ ዝበለ ንጹሕዩ!
መን ኣሎ ዝዘከረ ሰናይ ግብሩ
ኣረ መን ኣሎኸ ከይስቀል ዝኣወጀ
መን ኣሎኸ ከይስቀል ዝደለየ
ከይስቀል ዝደለየ
Verse
ናይ መስቀልካ ወገን ክኸውን
ወሲነየ ንርእሰይ ክኽሕድ
ኣይደልንየ ናይ ዓለም
ኣይደልንየ ናይ ዓለም
ምሉእ ዓለም ረቢሐ እንታይ ይጠቅም
ኣብ ሃልሃልታ ነፍሰይ ንክትቅህም
ብግብርኻን ብቃልካን ክነብር
መዲበየ ውሉድካ ክኸውን
Verse
ፍጹም ክሒደ ንዓለም
ፍጹም ክሒደ ንሰይጣን
ፍጹም ክሒደ ንስጋይ
ንዓኻ ክስዕብ‘ዩ ድላየይ..
ንዓኻ ክኽተል‘ዩ መደበይ
ኣብ ቀራንዮ ጎልጎልታ ክስዋዕየ ምሳኻ
ደምካ እናንጠብጠበ ክካፈል ስቓይካ
ፍትወይ ደግፈኒ ኢኻ
ኢየሱሰይ ደግፈኒ ኢኻ
ኣይክሕዶንየ ኣነ‘ስ ንስቃይካ
ኣይክሕዶንየ ኣነ‘ስ ንውዕለትካ
ኣረ ኣይክሕዶንየ ኣነ‘ስ ንፍቕርኻ...
ኣይጠልምን ንክስዕበካ