ጓሳ ሕይወተይ
Lyrics
ብኽብርን ሓጎስን ዝመልኣኒ
ናብ ዘልኣለም ሕይወት ዘሰጋገረኒ
ብሓያል ቅልጽሙ ዘበራትዓኒ
ንሱ`ዩ ኣምላኸይ እቲ መድሓኒ
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
ሕያዋይ ጓሳ ኣምላኸይ
ሕያዋይ ጓሳ ንጉሰይ
ሕያዋይ ጓሳ መድሓንየይ
ሕያዋይ ጓሳ ፈጣርየይ
ናይ ዘልኣለም ንጉስ ረዳእየይ
ካብ ጸላእተይ ብሓያል ቅልጽሙ ዘናግፈኒ፡ ዘናግፈኒ
ከይደክም ከይሕለል ብሓይሊ ጸጋኡ ዝመርሓኒ
ኣብቲ ልሙዕ ሻኻ ኣብ ዝዓርፈሉ ማይ ዘውዕለኒ፡ ዘውዕለኒ
ብፍቕርን ምሕረትን ብመንገዲ ጽድቂ ዝጓስየኒ
ሕያዋይ ጓሳ ኣምላኸይ
ሕያዋይ ጓሳ ንጉሰይ
ሕያዋይ ጓሳ መድሓንየይ
ሕያዋይ ጓሳ ፈጣርየይ
ናይ ዘልኣለም ንጉስ ረዳእየይ
ኣብ ኩሉ መንገደይ ካባይ ዘይፍለ እሙን ዓርከይ፡ እሙን ዓርከይ
ንኹሉ ሽግረይ ንኹሉ ጸበባይ ዝፈትሓለይ
ሰንደልደል ከይብል ቅድመይ እናሓለፈ ዝጸርግ መንገደይ፡ ዝጸርግ መንገደይ
ትብዓት ረኺበ ንቅድሚት ክስጉም የጽንዕ ንሓይለይ
ሕያዋይ ጓሳ ኣምላኸይ
ሕያዋይ ጓሳ ንጉሰይ
ሕያዋይ ጓሳ መድሓንየይ
ሕያዋይ ጓሳ ፈጣርየይ
ናይ ዘልኣለም ንጉስ ረዳእየይ
ናይ ይሁዳ ኣንበሳ ኢለ ክእመን ህያው ኣምላኸይ፡ ህያው ኣምላኸይ
ንኹሉ ዝስዕር ናይ ነገስታት ንጉስ ጽኑዕ ዕርደይ
ንዓኻ ዝመስል ደሊኻ ኣይርከብን ኣብዛ ዓለም፡ ኣብዛ ዓለም
ኣልፋን ኦሜጋን ኴንካ ትነብር ንዘልኣለም
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
ሕያዋይ ጓሳ ኣምላኸይ
ሕያዋይ ጓሳ ንጉሰይ
ሕያዋይ ጓሳ መድሓንየይ
ሕያዋይ ጓሳ ፈጣርየይ
ናይ ዘልኣለም ንጉስ ረዳእየይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጓሳ ሕይወተይ
Guasa Hiwetey
Verse 1
ብኽብርን ሓጎስን ዝመልኣኒ
ናብ ዘልኣለም ሕይወት ዘሰጋገረኒ
ብሓያል ቅልጽሙ ዘበራትዓኒ
ንሱ`ዩ ኣምላኸይ እቲ መድሓኒ
Pre chorus
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
Chorus
ሕያዋይ ጓሳ ኣምላኸይ
ሕያዋይ ጓሳ ንጉሰይ
ሕያዋይ ጓሳ መድሓንየይ
ሕያዋይ ጓሳ ፈጣርየይ
ናይ ዘልኣለም ንጉስ ረዳእየይ
Verse 2
ካብ ጸላእተይ ብሓያል ቅልጽሙ ዘናግፈኒ፡ ዘናግፈኒ
ከይደክም ከይሕለል ብሓይሊ ጸጋኡ ዝመርሓኒ
ኣብቲ ልሙዕ ሻኻ ኣብ ዝዓርፈሉ ማይ ዘውዕለኒ፡ ዘውዕለኒ
ብፍቕርን ምሕረትን ብመንገዲ ጽድቂ ዝጓስየኒ
Chorus
ሕያዋይ ጓሳ ኣምላኸይ
ሕያዋይ ጓሳ ንጉሰይ
ሕያዋይ ጓሳ መድሓንየይ
ሕያዋይ ጓሳ ፈጣርየይ
ናይ ዘልኣለም ንጉስ ረዳእየይ
Verse 3
ኣብ ኩሉ መንገደይ ካባይ ዘይፍለ እሙን ዓርከይ፡ እሙን ዓርከይ
ንኹሉ ሽግረይ ንኹሉ ጸበባይ ዝፈትሓለይ
ሰንደልደል ከይብል ቅድመይ እናሓለፈ ዝጸርግ መንገደይ፡ ዝጸርግ መንገደይ
ትብዓት ረኺበ ንቅድሚት ክስጉም የጽንዕ ንሓይለይ
Chorus
ሕያዋይ ጓሳ ኣምላኸይ
ሕያዋይ ጓሳ ንጉሰይ
ሕያዋይ ጓሳ መድሓንየይ
ሕያዋይ ጓሳ ፈጣርየይ
ናይ ዘልኣለም ንጉስ ረዳእየይ
Verse 4
ናይ ይሁዳ ኣንበሳ ኢለ ክእመን ህያው ኣምላኸይ፡ ህያው ኣምላኸይ
ንኹሉ ዝስዕር ናይ ነገስታት ንጉስ ጽኑዕ ዕርደይ
ንዓኻ ዝመስል ደሊኻ ኣይርከብን ኣብዛ ዓለም፡ ኣብዛ ዓለም
ኣልፋን ኦሜጋን ኴንካ ትነብር ንዘልኣለም
Pre chorus
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
ሃሌ ሉያ ንበል ሃሌ ሉያ
Chorus
ሕያዋይ ጓሳ ኣምላኸይ
ሕያዋይ ጓሳ ንጉሰይ
ሕያዋይ ጓሳ መድሓንየይ
ሕያዋይ ጓሳ ፈጣርየይ
ናይ ዘልኣለም ንጉስ ረዳእየይ

