ተበጅዩኒ እዩ’ሞ
Lyrics
ብማያት ክሓልፍ (2) ኣይክጠልቕንየ (2)
ብውሕጅ ክሳገር (2) ኣይክጥሕለንን’ዩ (2)
ብሓዊ ክኸይድ (2) ኣይከነንድደንን’የ (2)
ሃልሃልታ ሓዊ ውን ኣይክመውትንንየ
ተበጅዩኒዩ’ሞ ኣይፈርህንየ
ኩሉ ግዝየ ምስ ጎይታ’የ
ካብ ኣምላኽይ ከቶ ኣይፍለይንየ
በጻምእ ክጉዓዝ (2) ኣይክጸምእንየ (2)
ጥምየት’ውን ተኾነ (2) ኣይከጥቅዓንንዩ
በጻድፍ ክኽይድ (2) ኣይክጸድፍንየ (2)
እሾኽ መንገዲ ውን ኣይክወግኣንንዩ
ተበጅዩኒዩ’ሞ ኣይፈርህንየ
ኩሉ ግዝየ ምስ ጎይታ’የ
ካብ ኣምላኽይ ከቶ ኣይፍለይንየ
ናይ ዓለም ነገራት (2) ኣይክኸስርንየ (2)
ሓሳርን መከራን (2) ኣይከጨንቀንንዩ (2)
ንጎይታ ረኺበ (2) የለን ዝጎድለኒ (2)
ኣብ ጉዕዞ ሂወተይ ውን ዘሰንየኒ
ተበጅዩኒዩ’ሞ ኣይፈርህንየ
ኩሉ ግዝየ ምስ ጎይታ’የ
ካብ ኣምላኽይ ከቶ ኣይፍለይንየ
ጓሳ ሂወት ረኺበ (2) መሪሕ ናይ ሂወተይ (2)
ንስሙ ጸዊዐ (2) ክረግጽ ጸላእተይ (2)
ንንጉስ ሰማያት (2) ኣነስ ክሙዕቆብየ (2)
ናይ ዘልኣለም ርስቲ እውን ክወርስየ (2)
ተበጅዩኒዩ’ሞ ኣይፈርህንየ
ኩሉ ግዝየ ምስ ጎይታ’የ
ካብ ኣምላኽይ ከቶ ኣይፍለይንየ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተበጅዩኒ እዩ’ሞ
Tebejuni Eyu Imo
VERSE 1
ብማያት ክሓልፍ (2) ኣይክጠልቕንየ (2)
ብውሕጅ ክሳገር (2) ኣይክጥሕለንን’ዩ (2)
ብሓዊ ክኸይድ (2) ኣይከነንድደንን’የ (2)
ሃልሃልታ ሓዊ ውን ኣይክመውትንንየ
CHORUS
ተበጅዩኒዩ’ሞ ኣይፈርህንየ
ኩሉ ግዝየ ምስ ጎይታ’የ
ካብ ኣምላኽይ ከቶ ኣይፍለይንየ
VERSE 2
በጻምእ ክጉዓዝ (2) ኣይክጸምእንየ (2)
ጥምየት’ውን ተኾነ (2) ኣይከጥቅዓንንዩ
በጻድፍ ክኽይድ (2) ኣይክጸድፍንየ (2)
እሾኽ መንገዲ ውን ኣይክወግኣንንዩ
CHORUS
ተበጅዩኒዩ’ሞ ኣይፈርህንየ
ኩሉ ግዝየ ምስ ጎይታ’የ
ካብ ኣምላኽይ ከቶ ኣይፍለይንየ
VERSE 3
ናይ ዓለም ነገራት (2) ኣይክኸስርንየ (2)
ሓሳርን መከራን (2) ኣይከጨንቀንንዩ (2)
ንጎይታ ረኺበ (2) የለን ዝጎድለኒ (2)
ኣብ ጉዕዞ ሂወተይ ውን ዘሰንየኒ
CHORUS
ተበጅዩኒዩ’ሞ ኣይፈርህንየ
ኩሉ ግዝየ ምስ ጎይታ’የ
ካብ ኣምላኽይ ከቶ ኣይፍለይንየ
VERSE 4
ጓሳ ሂወት ረኺበ (2) መሪሕ ናይ ሂወተይ (2)
ንስሙ ጸዊዐ (2) ክረግጽ ጸላእተይ (2)
ንንጉስ ሰማያት (2) ኣነስ ክሙዕቆብየ (2)
ናይ ዘልኣለም ርስቲ እውን ክወርስየ (2)
CHORUS
ተበጅዩኒዩ’ሞ ኣይፈርህንየ
ኩሉ ግዝየ ምስ ጎይታ’የ
ካብ ኣምላኽይ ከቶ ኣይፍለይንየ