ሕይወተይ ተሓዲሱ
Lyrics
ብኣኻ ምልኣት ረኺበ፡ ሕይወተይ ተሓዲሱ
ፍቕርኻ ኣብ ልበይ፡ መሊኡ ፈሲሱ
ንስኻ ጥራይ ስለ ዝኾንካ ሕይወት
ነፍሰይ አባኻ ረኺባቶ ፍጹም ዓወት
ይኣኽለኒ ኢለ ናይ’ዛ ዓለም ከርተት
ንስኻ ጥራይ ስለ ዝኾንካ ሕይወት
ነፍሰይ አባኻ ረኺባቶ ፍጹም ዓወት
ይኣኽለኒ ኢለ ናይ’ዛ ዓለም ከርተት
እንሆ ክምስክር’የ ሕያውነትካ ከውሪ
ኢየሱሰይ አብ ውሽጠይ ነባሪ
ንኃጢኣት ዓለም ንስኻ ጸዋሪ
ኣምላኸይ እንተበልኩ`ስ ኣይኮነን`ኮ ነውሪ
ንኃጢኣት ዓለም ንስኻ ጸዋሪ
ኣምላኸይ እንተበልኩ`ስ ኣይኮነን`ኮ ነውሪ
ብኣኻ ምልኣት ረኺበ፡ ሕይወተይ ተሓዲሱ
ፍቕርኻ ኣብ ልበይ፡ መሊኡ ፈሲሱ
ንስኻ ጥራይ ስለ ዝኾንካ ሕይወት
ነፍሰይ አባኻ ረኺባቶ ፍጹም ዓወት
ይኣኽለኒ ኢለ ናይ’ዛ ዓለም ከርተት
ንስኻ ጥራይ ስለ ዝኾንካ ሕይወት
ነፍሰይ አባኻ ረኺባቶ ፍጹም ዓወት
ይኣኽለኒ ኢለ ናይ’ዛ ዓለም ከርተት
እታ ብኃጢኣት ዝተመራስሐት ነፍሰይ
ናትካ ነገር ከይዓጀበኒ፡ እንዳ ኸድኩ ብኣንነተይ
ኢየሱሰይ ግን ኣይገደፍካንን
ስሒብካ ኣዉጺእካኒ እንዳበልካ ወሉደይ
ኢየሱሰይ ግን ኣይገደፍካንን
ስሒብካ ኣዉጺእካኒ እንዳበልካ ወሉደይ
ካብቲ ጸልማት ሕይወት ዘውጻእኻኒ
ንስምካ ክምስክር ዝሓሪኻኒ
ሕይወተይ ተሓዲሱ`ስ ንዓኻ ረኺበ
ሰላም ረኺበ`ስ ብኣኻ ዓጊበ
እንታይ`ከ ስኢነ ብፍቕርኻ ተኸቢበ
ሰላም ረኺበ`ስ ብኣኻ ዓጊበ
እንታይ`ከ ስኢነ ብፍቕርኻ ተኸቢበ
ብኣኻ ምልኣት ረኺበ፡ ሕይወተይ ተሓዲሱ
ፍቕርኻ ኣብ ልበይ፡ መሊኡ ፈሲሱ
ንስኻ ጥራይ ስለ ዝኾንካ ሕይወት
ነፍሰይ አባኻ ረኺባቶ ፍጹም ዓወት
ይኣኽለኒ ኢለ ናይ’ዛ ዓለም ከርተት
ንስኻ ጥራይ ስለ ዝኾንካ ሕይወት
ነፍሰይ አባኻ ረኺባቶ ፍጹም ዓወት
ይኣኽለኒ ኢለ ናይ’ዛ ዓለም ከርተት
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሕይወተይ ተሓዲሱ
Hiwetey Tehadisu
CHORUS
ብኣኻ ምልኣት ረኺበ፡ ሕይወተይ ተሓዲሱ
ፍቕርኻ ኣብ ልበይ፡ መሊኡ ፈሲሱ
ንስኻ ጥራይ ስለ ዝኾንካ ሕይወት
ነፍሰይ አባኻ ረኺባቶ ፍጹም ዓወት
ይኣኽለኒ ኢለ ናይ’ዛ ዓለም ከርተት
ንስኻ ጥራይ ስለ ዝኾንካ ሕይወት
ነፍሰይ አባኻ ረኺባቶ ፍጹም ዓወት
ይኣኽለኒ ኢለ ናይ’ዛ ዓለም ከርተት
VERSE 1
እንሆ ክምስክር’የ ሕያውነትካ ከውሪ
ኢየሱሰይ አብ ውሽጠይ ነባሪ
ንኃጢኣት ዓለም ንስኻ ጸዋሪ
ኣምላኸይ እንተበልኩ`ስ ኣይኮነን`ኮ ነውሪ
ንኃጢኣት ዓለም ንስኻ ጸዋሪ
ኣምላኸይ እንተበልኩ`ስ ኣይኮነን`ኮ ነውሪ
CHORUS
ብኣኻ ምልኣት ረኺበ፡ ሕይወተይ ተሓዲሱ
ፍቕርኻ ኣብ ልበይ፡ መሊኡ ፈሲሱ
ንስኻ ጥራይ ስለ ዝኾንካ ሕይወት
ነፍሰይ አባኻ ረኺባቶ ፍጹም ዓወት
ይኣኽለኒ ኢለ ናይ’ዛ ዓለም ከርተት
ንስኻ ጥራይ ስለ ዝኾንካ ሕይወት
ነፍሰይ አባኻ ረኺባቶ ፍጹም ዓወት
ይኣኽለኒ ኢለ ናይ’ዛ ዓለም ከርተት
VERSE 2
እታ ብኃጢኣት ዝተመራስሐት ነፍሰይ
ናትካ ነገር ከይዓጀበኒ፡ እንዳ ኸድኩ ብኣንነተይ
ኢየሱሰይ ግን ኣይገደፍካንን
ስሒብካ ኣዉጺእካኒ እንዳበልካ ወሉደይ
ኢየሱሰይ ግን ኣይገደፍካንን
ስሒብካ ኣዉጺእካኒ እንዳበልካ ወሉደይ
VERSE 3
ካብቲ ጸልማት ሕይወት ዘውጻእኻኒ
ንስምካ ክምስክር ዝሓሪኻኒ
ሕይወተይ ተሓዲሱ`ስ ንዓኻ ረኺበ
ሰላም ረኺበ`ስ ብኣኻ ዓጊበ
እንታይ`ከ ስኢነ ብፍቕርኻ ተኸቢበ
ሰላም ረኺበ`ስ ብኣኻ ዓጊበ
እንታይ`ከ ስኢነ ብፍቕርኻ ተኸቢበ
CHORUS
ብኣኻ ምልኣት ረኺበ፡ ሕይወተይ ተሓዲሱ
ፍቕርኻ ኣብ ልበይ፡ መሊኡ ፈሲሱ
ንስኻ ጥራይ ስለ ዝኾንካ ሕይወት
ነፍሰይ አባኻ ረኺባቶ ፍጹም ዓወት
ይኣኽለኒ ኢለ ናይ’ዛ ዓለም ከርተት
ንስኻ ጥራይ ስለ ዝኾንካ ሕይወት
ነፍሰይ አባኻ ረኺባቶ ፍጹም ዓወት
ይኣኽለኒ ኢለ ናይ’ዛ ዓለም ከርተት

