CHORUS
ብኣኻ ምልኣት ረኺበ፡ ሕይወተይ ተሓዲሱ
ፍቕርኻ ኣብ ልበይ፡ መሊኡ ፈሲሱ
ንስኻ ጥራይ ስለ ዝኾንካ ሕይወት
ነፍሰይ አባኻ ረኺባቶ ፍጹም ዓወት
ይኣኽለኒ ኢለ ናይ’ዛ ዓለም ከርተት