ኣሚነ ንዓኻ
Lyrics
ኣብ ጸግዒ እቲ ልዑል ዝሓድር ኣብ ጽላል እቲ ኩሉ ዝኽእል ይነብር። እግዚኣብሔር ጸግዐይን ዕርደይን ዝውከሎ ኣምላኸይን እዩ ይብሎ ኣሎኹ። ካብ መጻወድያ ሃዳናይ፡ ካብ ዘጥፍእ ፌራ ከናግፈካ እዩ'ሞ፡ ብግልግልኡ ክጉልብበካ፡ ኣብ ትሕቲ ኣኽናፉ ከኣ መጸግዒ ክትረክብ ኢኻ።
ጉዳያት በዚሖም መፍትሒ ክኾኑኒ
ክጥምት ናብ ሰብ መከራይ በዚሑ
ነዊሑ ሽግረይ ዝረድእ ስኢነ
ኣብ ጎነይ ዝኸውን ልበይ ዘዕርፈለይ
ኣሚነ ንዓኻ ፡ ትውክልተይ ገይረካ
ተስፋይ ኣንቢረልካ ተስፋይ ኣንቢረልካ
ብኣኻ'ዩ ብኣኻ'ዩ ሰጊራቶ ነብሰይ
ታሪኽ ኮይኑ ታሪኽ ኮይኑ ዝነበረ ጭንቐተይ
ብኣኻ'ዩ ብኣኻ'ዩ ሰጊራቶ ነብሰይ
ታሪኽ ኮይኑ ታሪኽ ኮይኑ ዝነበረ ጭንቐተይ
ከም ዝጓዝም ኣንበሳ ሽግር ከቢቡ ኣብ ዙርያይ
ሰይጣን ከውድቀኒ ሓሊኹ መንገደይ
ፈተናታት ኣብዚሑ ንኸሸንፈኒ
ዕላማይ ኣስሒቱ ግዝኡ ክገብረኒ
ኣሚነ ንዓኻ ፡ ትውክልተይ ገይረካ
ተስፋይ ኣንቢረልካ ተስፋይ ኣንቢረልካ
ብኣኻ'ዩ ብኣኻ'ዩ ሰጊራቶ ነብሰይ
ታሪኽ ኮይኑ ታሪኽ ኮይኑ ዝነበረ ጭንቐተይ
ብኣኻ'ዩ ብኣኻ'ዩ ሰጊራቶ ነብሰይ
ታሪኽ ኮይኑ ታሪኽ ኮይኑ ዝነበረ ጭንቐተይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣሚነ ንዓኻ
Amine Naka
INTRO
ኣብ ጸግዒ እቲ ልዑል ዝሓድር ኣብ ጽላል እቲ ኩሉ ዝኽእል ይነብር። እግዚኣብሔር ጸግዐይን ዕርደይን ዝውከሎ ኣምላኸይን እዩ ይብሎ ኣሎኹ። ካብ መጻወድያ ሃዳናይ፡ ካብ ዘጥፍእ ፌራ ከናግፈካ እዩ'ሞ፡ ብግልግልኡ ክጉልብበካ፡ ኣብ ትሕቲ ኣኽናፉ ከኣ መጸግዒ ክትረክብ ኢኻ።
VERSE 1
ጉዳያት በዚሖም መፍትሒ ክኾኑኒ
ክጥምት ናብ ሰብ መከራይ በዚሑ
ነዊሑ ሽግረይ ዝረድእ ስኢነ
ኣብ ጎነይ ዝኸውን ልበይ ዘዕርፈለይ
CHORUS
ኣሚነ ንዓኻ ፡ ትውክልተይ ገይረካ
ተስፋይ ኣንቢረልካ ተስፋይ ኣንቢረልካ
ብኣኻ'ዩ ብኣኻ'ዩ ሰጊራቶ ነብሰይ
ታሪኽ ኮይኑ ታሪኽ ኮይኑ ዝነበረ ጭንቐተይ
ብኣኻ'ዩ ብኣኻ'ዩ ሰጊራቶ ነብሰይ
ታሪኽ ኮይኑ ታሪኽ ኮይኑ ዝነበረ ጭንቐተይ
VERSE 2
ከም ዝጓዝም ኣንበሳ ሽግር ከቢቡ ኣብ ዙርያይ
ሰይጣን ከውድቀኒ ሓሊኹ መንገደይ
ፈተናታት ኣብዚሑ ንኸሸንፈኒ
ዕላማይ ኣስሒቱ ግዝኡ ክገብረኒ
CHORUS
ኣሚነ ንዓኻ ፡ ትውክልተይ ገይረካ
ተስፋይ ኣንቢረልካ ተስፋይ ኣንቢረልካ
ብኣኻ'ዩ ብኣኻ'ዩ ሰጊራቶ ነብሰይ
ታሪኽ ኮይኑ ታሪኽ ኮይኑ ዝነበረ ጭንቐተይ
ብኣኻ'ዩ ብኣኻ'ዩ ሰጊራቶ ነብሰይ
ታሪኽ ኮይኑ ታሪኽ ኮይኑ ዝነበረ ጭንቐተይ