Loading Projector Mode…
INTRO
ኣብ ጸግዒ እቲ ልዑል ዝሓድር ኣብ ጽላል እቲ ኩሉ ዝኽእል ይነብር። እግዚኣብሔር ጸግዐይን ዕርደይን ዝውከሎ ኣምላኸይን እዩ ይብሎ ኣሎኹ። ካብ መጻወድያ ሃዳናይ፡ ካብ ዘጥፍእ ፌራ ከናግፈካ እዩ'ሞ፡ ብግልግልኡ ክጉልብበካ፡ ኣብ ትሕቲ ኣኽናፉ ከኣ መጸግዒ ክትረክብ ኢኻ።