ኣገሪሙኒ
Lyrics
ዝና ሰሚዓ ናይቲ ምሕረትካ
ክትፍውስኒ መጼ ናባኻ
ዝና ሰሚዓ ናይቲ ምሕረትካ
ክትፍውስኒ መጼ ናባኻ
ኢየሱሰይ ሓላል ፍቕሪ እንዲኻ
ይቅረ ኢልካለይ ኩሉ ሓዲግካ፡፡
ኢየሱሰይ ሓላል ፍቕሪ እንዲኻ
ይቅረ ኢልካለይ ኩሉ ሓዲግካ፡፡
ሰለዚ እዝምረልካ እቃንይ ሰለቲ ምሕረትካ
ሰለዚ እዝምረልካ እቃንይ ሰለቲ ምሕረትካ
ኣገሪሙኒ ብዝሒ ምሕረትካ
ኣገሪሙኒ ኣሠራርሓኻ
ኣገሪሙኒ ብዝሒ ሓሊዮትካ
ኣገሪሙኒ ኣሠራርሓኻ
ሰለዚ አመስግነካ እቃንይ ሰለቲ ሥራሕካ
ሰለዚ አመስግነካ እቃንይ ሰለቲ ሥራሕካ።
ጠፊኤ ነይረ ብጽሒተይ ሒዘ
ብዙሕ ተጓዒዘ ካባኻ ርሒቀ
ጠፊኤ ነይረ ብጽሒተይ ሒዘ
ብዙሕ ተጓዒዘ ካባኻ ርሒቀ
ተመሊሰ ኣቦይ ክኸውን ክም ባሪያኻ
ግን ወደይ ኢልካኒ ሑቁፍ ኣቢልካ።
ተመሊሰ ኣቦይ ክኸውን ክም ባሪያኻ
ግን ወደይ ኢልካኒ ሑቁፍ ኣቢልካ።
ሰለዚ እዝምረልካ እቃንይ ሰለቲ ምሕረትካ /2x
ኣገሪሙኒ ብዝሒ ምሕረትካ ኣገሪሙኒ ኣሠራርሓኻ
ኣገሪሙኒ ብዝሒ ሓሊዮትካ ኣገሪሙኒ ኣሠራርሓኻ
ሰለዚ አመስግነካ እቃንይ ሰለቲ ሥራሕካ።
ሰለዚ አመስግነካ ሰለዚ እገልግለካ
ሰለዚ እዝምረልካ ሰለዚ እቃንየልካ
ሰለዚ እውድሰካ እግረም በቲ ሥራሕካ::
መን'ሞ ኣሎ ዝመስል ነዓኻ
መን'ሞ ኣሎ ዝሠርሕ ከማኻ
መን'ሞ ኣሎ ዘፍቅር ከማኻ
መን'ሞ ኣሎ ዝምሕር ከማኻ
መን'ሞ ኣሎ ዝጓስይ ከማኻ
መን'ሞ ኣሎ ዝሓልይ ከማኻ።
ፍሉይ ፍሉይ ፍሉይ ኢኻ /4x
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣገሪሙኒ
Agerimuni
VERSE 1
ዝና ሰሚዓ ናይቲ ምሕረትካ
ክትፍውስኒ መጼ ናባኻ
ዝና ሰሚዓ ናይቲ ምሕረትካ
ክትፍውስኒ መጼ ናባኻ
ኢየሱሰይ ሓላል ፍቕሪ እንዲኻ
ይቅረ ኢልካለይ ኩሉ ሓዲግካ፡፡
ኢየሱሰይ ሓላል ፍቕሪ እንዲኻ
ይቅረ ኢልካለይ ኩሉ ሓዲግካ፡፡
CHORUS
ሰለዚ እዝምረልካ እቃንይ ሰለቲ ምሕረትካ
ሰለዚ እዝምረልካ እቃንይ ሰለቲ ምሕረትካ
ኣገሪሙኒ ብዝሒ ምሕረትካ
ኣገሪሙኒ ኣሠራርሓኻ
ኣገሪሙኒ ብዝሒ ሓሊዮትካ
ኣገሪሙኒ ኣሠራርሓኻ
ሰለዚ አመስግነካ እቃንይ ሰለቲ ሥራሕካ
ሰለዚ አመስግነካ እቃንይ ሰለቲ ሥራሕካ።
VERSE 2
ጠፊኤ ነይረ ብጽሒተይ ሒዘ
ብዙሕ ተጓዒዘ ካባኻ ርሒቀ
ጠፊኤ ነይረ ብጽሒተይ ሒዘ
ብዙሕ ተጓዒዘ ካባኻ ርሒቀ
ተመሊሰ ኣቦይ ክኸውን ክም ባሪያኻ
ግን ወደይ ኢልካኒ ሑቁፍ ኣቢልካ።
ተመሊሰ ኣቦይ ክኸውን ክም ባሪያኻ
ግን ወደይ ኢልካኒ ሑቁፍ ኣቢልካ።
CHORUS
ሰለዚ እዝምረልካ እቃንይ ሰለቲ ምሕረትካ /2x
ኣገሪሙኒ ብዝሒ ምሕረትካ ኣገሪሙኒ ኣሠራርሓኻ
ኣገሪሙኒ ብዝሒ ሓሊዮትካ ኣገሪሙኒ ኣሠራርሓኻ
ሰለዚ አመስግነካ እቃንይ ሰለቲ ሥራሕካ።
ሰለዚ አመስግነካ ሰለዚ እገልግለካ
ሰለዚ እዝምረልካ ሰለዚ እቃንየልካ
ሰለዚ እውድሰካ እግረም በቲ ሥራሕካ::
VERSE 3
መን'ሞ ኣሎ ዝመስል ነዓኻ
መን'ሞ ኣሎ ዝሠርሕ ከማኻ
መን'ሞ ኣሎ ዘፍቅር ከማኻ
መን'ሞ ኣሎ ዝምሕር ከማኻ
መን'ሞ ኣሎ ዝጓስይ ከማኻ
መን'ሞ ኣሎ ዝሓልይ ከማኻ።
VERSE 4
ፍሉይ ፍሉይ ፍሉይ ኢኻ /4x

