Skip to content
Loading Projector Mode…
Projector Mode
B
Open Audience
ኣገሪሙኒ
VERSE 1
ዝና ሰሚዓ ናይቲ ምሕረትካ
ክትፍውስኒ መጼ ናባኻ
ዝና ሰሚዓ ናይቲ ምሕረትካ
ክትፍውስኒ መጼ ናባኻ
ኢየሱሰይ ሓላል ፍቕሪ እንዲኻ
ይቅረ ኢልካለይ ኩሉ ሓዲግካ፡፡
ኢየሱሰይ ሓላል ፍቕሪ እንዲኻ
ይቅረ ኢልካለይ ኩሉ ሓዲግካ፡፡
Previous
1 / 6 — VERSE 1
Next