መንፈስ ሓቂ
Lyrics
መንፈስ ቅዱስ (2) ባርኸኒ
መንፈስ ቅዱስ (2) ኣንጽሃኒ
መንፈስ ቅዱስ (2) ኣትብዓኒ ድአ
መንፈስ ቅዱስ(2) ኣሕውየኒ
ትባርኽ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ትልውጥ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ትፍውስ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ትቅድስ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ተድልየኒ(4) ኣብ ሂወተይ ተድልየኒ
እጸምኣካ(4)
እደሌካ(4) ኣብ ሂወተይ እደሌካ
መንፈስ ቅዱስ (2) ለውጠኒ (2)
መንፈስ ሓቂ (2) ተድልየኒ(2)
መንፈስ ፈውሲ (2) ፈውሰኒ
መንፈስ ቅብኢ (2) ተድልየኒ
ተፍቅር መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ተኽብር መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ተተባብዕ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ተጸናንዕ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ተድልየኒ(4)
ሃረር ይብለካ(4) ኣብ ሂወተይ ሃረር ይብለካ
እጸምኣካ(4)
እደሊርካ(4) ኣብ ሂወተይ እደሌካ
መንፈስ ቅዱስ (2) ባርኸኒ
መንፈስ ቅዱስ (2) ኣንጽሃኒ
መንፈስ ቅዱስ (2) ኣትብዓኒ
መንፈስ ቅዱስ (2) ኣሕወኒ
ሓይሊ ትህብ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ሰላም ትህብ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ሓጎስ ትህብ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ተስፋ ትህብ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ተድልየኒ (4) ኣብ ሂወተይ ተድልየኒ
እጸምኣካ (4)
እደሌካ (4) ኣብ ሂወተይ እደሌካ
መንፈስ ቅዱስ (2) ለውጠኒ (2)
መንፈስ ሓቂ (2) ተድልየኒ (2)
መንፈስ ፈውሲ (2) ፈውሰኒ
መንፈስ ቅብኢ (2) ተድልየኒ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መንፈስ ሓቂ
Menfes haqi
VERSE 1
መንፈስ ቅዱስ (2) ባርኸኒ
መንፈስ ቅዱስ (2) ኣንጽሃኒ
መንፈስ ቅዱስ (2) ኣትብዓኒ ድአ
መንፈስ ቅዱስ(2) ኣሕውየኒ
VERSE 2
ትባርኽ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ትልውጥ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ትፍውስ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ትቅድስ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
CHORUS
ተድልየኒ(4) ኣብ ሂወተይ ተድልየኒ
እጸምኣካ(4)
እደሌካ(4) ኣብ ሂወተይ እደሌካ
VERSE 3
መንፈስ ቅዱስ (2) ለውጠኒ (2)
መንፈስ ሓቂ (2) ተድልየኒ(2)
መንፈስ ፈውሲ (2) ፈውሰኒ
መንፈስ ቅብኢ (2) ተድልየኒ
VERSE 4
ተፍቅር መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ተኽብር መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ተተባብዕ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ተጸናንዕ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
CHORUS
ተድልየኒ(4)
ሃረር ይብለካ(4) ኣብ ሂወተይ ሃረር ይብለካ
እጸምኣካ(4)
እደሊርካ(4) ኣብ ሂወተይ እደሌካ
VERSE 5
መንፈስ ቅዱስ (2) ባርኸኒ
መንፈስ ቅዱስ (2) ኣንጽሃኒ
መንፈስ ቅዱስ (2) ኣትብዓኒ
መንፈስ ቅዱስ (2) ኣሕወኒ
VERSE 6
ሓይሊ ትህብ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ሰላም ትህብ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ሓጎስ ትህብ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
ተስፋ ትህብ መንፈስ ንስኻ ኣለኻኒ
CHORUS
ተድልየኒ (4) ኣብ ሂወተይ ተድልየኒ
እጸምኣካ (4)
እደሌካ (4) ኣብ ሂወተይ እደሌካ
VERSE 7
መንፈስ ቅዱስ (2) ለውጠኒ (2)
መንፈስ ሓቂ (2) ተድልየኒ (2)
መንፈስ ፈውሲ (2) ፈውሰኒ
መንፈስ ቅብኢ (2) ተድልየኒ