ክንደይ ተዓዲልኩም
Lyrics
ብሓደ ክትነብሩ ሓደ ስጋ ኮይንኩም
ከይትጠላለሙ ቃል ኪዳን ኣሲርኩም
ፍቕሪ ምትእምማን ኣይፈለየኩም።
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
ፈረይቲ ጸገይቲ ክትኮኑ ሰብ ኪዳን
ኣምላኽ ክፈትወኩም ክትኮኑ ብሩኻት
ፍቕርኹም ይደልድል ቃል ኪዳንኩም ይጽናዕ።
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
ናብራኹም ክትመርሑ ፍጹም ተሳኒኹም
ናይ ፍቕሪ ኣብነት ክትኮኑ ንቤትኩም
ኣምልኽ ይጸንበሮ ኣቢ ሓድነትኩም።
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
ፍቕርኹም ኪቕጽል ክሳብ ግዜ ሞትኩም
ምቑር ዘበን ናብራ ምታን ክኾነልኩም
ኢየሱስ ኣንግስዎ ኣብ ልዕሊ ናብራኹም።
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ክንደይ ተዓዲልኩም
Kndey teadilkum
VERSE 1
ብሓደ ክትነብሩ ሓደ ስጋ ኮይንኩም
ከይትጠላለሙ ቃል ኪዳን ኣሲርኩም
ፍቕሪ ምትእምማን ኣይፈለየኩም።
CHORUS
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
VERSE 2
ፈረይቲ ጸገይቲ ክትኮኑ ሰብ ኪዳን
ኣምላኽ ክፈትወኩም ክትኮኑ ብሩኻት
ፍቕርኹም ይደልድል ቃል ኪዳንኩም ይጽናዕ።
CHORUS
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
VERSE 3
ናብራኹም ክትመርሑ ፍጹም ተሳኒኹም
ናይ ፍቕሪ ኣብነት ክትኮኑ ንቤትኩም
ኣምልኽ ይጸንበሮ ኣቢ ሓድነትኩም።
CHORUS
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
VERSE 4
ፍቕርኹም ኪቕጽል ክሳብ ግዜ ሞትኩም
ምቑር ዘበን ናብራ ምታን ክኾነልኩም
ኢየሱስ ኣንግስዎ ኣብ ልዕሊ ናብራኹም።
CHORUS
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።
ክንደይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ክፈትወኩም
ብሓደ ክትነብሩ ነዚ ዘብቅዓኩም
ሰናይ ይኹነልኩም ናይ ናብራ ዘመንኩም።