ህልውናኻ
Lyrics
ኣብቲ ጉባኤ ብስምካ ዝቆመ
ህያው ቃላትካ ንምስትንታን ዝዓለመ
ልባትና ይተንከፍ ይምላእ ብመንፈስካ
እቲ ሓሰር ይቃጸል ይውረድ ህልውናኻ
ኣብቲ ጉባኤ ብስምካ ዝቆመ
ህያው ቃላትካ ንምስትንታን ዝዓለመ
ልባትና ይተንከፍ ይምላእ ብመንፈስካ
እቲ ሓሰር ይቃጸል ይውረድ ህልውናኻ
ህልውናኻ ኣብ መንጎና ይውረድ
ህልውናኻ ብታኣምር የገለጽ
ሕለፍ ናተንከፍካ ክንልዓል ንኽብርኻ
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንሆ ንጽበየካ
ብዙሕ ምስጢር ክግለጽ ሰይጣን ዝሸፈኖ
ከይነስተብህለኩ ቲ እኩይ ዝኸደኖ
ንዓ ምጻእ የሱስ ኩሉ ገላልጾ
ሂወትና ይባረኽ ቲ ሕሱም ገስጾ
ብዙሕ ምስጢር ክግለጽ ሰይጣን ዝሸፈኖ
ከይነስተብህለኩ ቲ እኩይ ዝኸደኖ
ንዓ ምጻእ የሱስ ኩሉ ገላልጾ
ሂወትና ይባረኽ ቲ ሕሱም ገስጾ
ህልውናኻ ኣብ መንጎና ይውረድ
ህልውናኻ ብታኣምር የገለጽ
ሕለፍ ናተንከፍካ ክንልዓል ንኽብርኻ
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንሆ ንጽበየካ
ባርኸና ብምላኣት ብጽሓና
ፈውሰና ይቀየር ልባትና
ካብ ምእታውና ምውጻእና ክደምቅ
ህልውናኻ ከምታ ጽሓይ ይብረቅ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ህልውናኻ
Hlwnaka
VERSE 1
ኣብቲ ጉባኤ ብስምካ ዝቆመ
ህያው ቃላትካ ንምስትንታን ዝዓለመ
ልባትና ይተንከፍ ይምላእ ብመንፈስካ
እቲ ሓሰር ይቃጸል ይውረድ ህልውናኻ
VERSE 1
ኣብቲ ጉባኤ ብስምካ ዝቆመ
ህያው ቃላትካ ንምስትንታን ዝዓለመ
ልባትና ይተንከፍ ይምላእ ብመንፈስካ
እቲ ሓሰር ይቃጸል ይውረድ ህልውናኻ
CHORUS
ህልውናኻ ኣብ መንጎና ይውረድ
ህልውናኻ ብታኣምር የገለጽ
ሕለፍ ናተንከፍካ ክንልዓል ንኽብርኻ
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንሆ ንጽበየካ
VERSE 2
ብዙሕ ምስጢር ክግለጽ ሰይጣን ዝሸፈኖ
ከይነስተብህለኩ ቲ እኩይ ዝኸደኖ
ንዓ ምጻእ የሱስ ኩሉ ገላልጾ
ሂወትና ይባረኽ ቲ ሕሱም ገስጾ
VERSE 2
ብዙሕ ምስጢር ክግለጽ ሰይጣን ዝሸፈኖ
ከይነስተብህለኩ ቲ እኩይ ዝኸደኖ
ንዓ ምጻእ የሱስ ኩሉ ገላልጾ
ሂወትና ይባረኽ ቲ ሕሱም ገስጾ
CHORUS
ህልውናኻ ኣብ መንጎና ይውረድ
ህልውናኻ ብታኣምር የገለጽ
ሕለፍ ናተንከፍካ ክንልዓል ንኽብርኻ
ንዓ መንፈስ ቅዱስ ንሆ ንጽበየካ
VERSE 3
ባርኸና ብምላኣት ብጽሓና
ፈውሰና ይቀየር ልባትና
ካብ ምእታውና ምውጻእና ክደምቅ
ህልውናኻ ከምታ ጽሓይ ይብረቅ