ይሕሽኒ ኣነ
Lyrics
ይሕሽኒ አነ ፍቃድካ ምጽባይ
ይሕሽኒ አነ ፍቃድካ ምፍጻም
ይሕሽኒ አነ ፍቃድካ ምጽባይ
ይሕሽኒ አነ ፍቃድካ ምፍጻም
ካልእ ኩሉ ሓላፊ ተራፊ
ሎሚ ተራእዩ ጽባሕ ረጋፊ::
ካልእ ኩሉ ሓላፊ ተራፊ
ሎሚ ተራእዩ ጽባሕ ረጋፊ::
ስለዚ ድጋፍይ ኣባኻ እገብሮ
ስለዚ ምርኩሰይ አብ ቃልካ እገብሮ::
ስለዚ ድጋፍይ ኣባኻ እገብሮ
ስለዚ ምርኩሰይ አብ ቃልካ እገብሮ::
ንስኻ ዝበልካዮ ይኹን ይኹነለይ
ጎይታ ዝበልካዮ ይኹን ይኹነለይ
ንስኻ ዝበልካዮ ኩሉ ይኹነለይ
ጎይታ ዝበልካዮ ይኹን ይኹነለይ።
ከም ፍቃድካ ኩሉ ኩሉ ይኹነለይ
ናባኻ እሓድጎ ጭንቀተይ ኩሉ ጾረይ
ከም ፍቃድካ ኩሉ ይኹን ይኹነለይ
ናባኻ እሓድጎ ጭንቀተይ ኩሉ ጾረይ
ኩሉ ነገራተይ ናባኻ እሓድጎ
ክፍጸም ትምኒተይ ክኸዉን ክርኢዮ
ፈቃድካ ናይ ውሽጠይ ክፍጸም እሓድጎ
ጸሎተይ ሰሚሩ ክኸዉን ክርኢዮ።
ኩሉ ነገራተይ ናባኻ እሓድጎ
ክፍጸም ትምኒተይ ክኸዉን ክርኢዮ
ፈቃድካ ናይ ውሽጠይ ክፍጸም እሓድጎ
ጸሎተይ ሰሚሩ ክኸዉን ክርኢዮ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ይሕሽኒ ኣነ
VERSE 1
ይሕሽኒ አነ ፍቃድካ ምጽባይ
ይሕሽኒ አነ ፍቃድካ ምፍጻም
ይሕሽኒ አነ ፍቃድካ ምጽባይ
ይሕሽኒ አነ ፍቃድካ ምፍጻም
ካልእ ኩሉ ሓላፊ ተራፊ
ሎሚ ተራእዩ ጽባሕ ረጋፊ::
ካልእ ኩሉ ሓላፊ ተራፊ
ሎሚ ተራእዩ ጽባሕ ረጋፊ::
ስለዚ ድጋፍይ ኣባኻ እገብሮ
ስለዚ ምርኩሰይ አብ ቃልካ እገብሮ::
ስለዚ ድጋፍይ ኣባኻ እገብሮ
ስለዚ ምርኩሰይ አብ ቃልካ እገብሮ::
VERSE 2
ንስኻ ዝበልካዮ ይኹን ይኹነለይ
ጎይታ ዝበልካዮ ይኹን ይኹነለይ
ንስኻ ዝበልካዮ ኩሉ ይኹነለይ
ጎይታ ዝበልካዮ ይኹን ይኹነለይ።
VERSE 3
ከም ፍቃድካ ኩሉ ኩሉ ይኹነለይ
ናባኻ እሓድጎ ጭንቀተይ ኩሉ ጾረይ
ከም ፍቃድካ ኩሉ ይኹን ይኹነለይ
ናባኻ እሓድጎ ጭንቀተይ ኩሉ ጾረይ
CHORUS
ኩሉ ነገራተይ ናባኻ እሓድጎ
ክፍጸም ትምኒተይ ክኸዉን ክርኢዮ
ፈቃድካ ናይ ውሽጠይ ክፍጸም እሓድጎ
ጸሎተይ ሰሚሩ ክኸዉን ክርኢዮ።
CHORUS
ኩሉ ነገራተይ ናባኻ እሓድጎ
ክፍጸም ትምኒተይ ክኸዉን ክርኢዮ
ፈቃድካ ናይ ውሽጠይ ክፍጸም እሓድጎ
ጸሎተይ ሰሚሩ ክኸዉን ክርኢዮ።